ፓርላመንታርያዊ ሪፓብሊክ ዓይነት መንግሥቲ እዚ ናይ ሕግታት ምሕላፍን ምስላጥን ጥራሕ ዘይኮነ ፓርላመንታርነት ብብሄርን ዓሌትን ስነ ሓሳብን ፍልልይ ኣብ ዝበዝሐለን ሃገራት ዝያዳ ተመራጽነት ኣለዎ።... Read more ...
ዋዕላ ብሩሰለስ ብመንጽር ውድባዊ ጠቕሚን ኤርትራዊ ሃገራዊ ረብሐን ክምዘን ከሎ:: መልእኽቲ ኮንፈረንስ ብሩሰለስ ንአውያት ህዝቢ ኤርትራ አቓልቦ ንምርካብን፣ ነቲ ዝተጠልበ ናይ ዳህሳስ ርእይቶን ሐበሬታን ሕቶ ቀሪብካ ንምምላስን፣ ንድሌት... Read more ...
መሪሕነት ሃማደኤ የማናይ ኢድ ናይ ዲክታቶርያዊ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኢዩ ሕጂ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ መላእ ዓለም ተሰዲደን ዝርከባ ኣባላት ሃማደኤ መበል 30 ዓመት ምምስራት ሃማደኤ ንምኽባር ባንዴራ ኤርትራ ዝሕብሩ ጥልፍን... Read more ...
ስድነትን ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ናይ ሎሚ ኤርትራ ጌና ዘይወጽአ ምስጢራት እውን እንተሃለውዋ እቲ መሰረታዊ መፍትሒ ኣተገባብራ ዲሞክራስያዊ መሰላትን ኣብ ልዕልና ሕጊ ዝተመስረተ ናብራ... Read more ...
እንታይ’ዩ ብልሐቱ ዘብዘብ ንበልጂዩም! ክቡራት ዜጋታት፤ ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ክዓኩ ዝግብኦም፤- ተሓታትነትን ግሉጽነትን ብቀንዶም በሪሆም ንሰብአውን ዲሞክራስያውን መትከላት ደው ክብሉ... Read more ...
ሕጂኸ ናበይ??? ብራሰልስ ብጂ13 ነብሶም ዝጸውዑ ነንሕድሕዶም ተዓዳዲሞም ኣብ ጀርመን ኣኸባ ጌሮም ናብ መዋፈሪኦም ኢደወነናዊ ሃብሮማይ ኢሰያስ ተመሊሶም ንብሱል ኩነታት ኣበርዒኖም... Read more ...