Feature Eritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ... Read more ...
Feature Eritrea: ፐሮጀክት ዓርቢ ሓርነት - ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት: እቲ ዕሉል ተለኣኣኪ ክፍእ ኮይኑ ኣሽሓት ሰባት ከበሳብስ ዝጸንሔ ወዲ ከበደ (ሓላፊ ቤት ምእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ። እዚ ብጭካኒኡ ዝልለ... Read more ...
ምዕባለታት ድሕሪ ኣክርያ ካብ ፍሽለት ናብ ፍሽለት ዝሰጋገር ዘሎ ዐቅሊ ጽበታዊ ፈተነ ምጉጅጃል ህዝቢ ኤርትራ መርኣያ ምፍላም ተሪር ተቃውሞ ህዝቢ ኤርትራ ምኻኑ ምንጭታትና ካብ... Read more ...
ተማሃሮ ካልኦት ቤትምህርትታት አኽሪያ ድጋፎም ይገልጹ ምንጭታት ዓርቢ ሓርነት ካብ ቤትምህርትታት ከም ዝሓበርዎ፡ እቲ ስርዓት ብፍላይ ኣብ ኣኽርያ ኣብ ዝርከባ ቤትምህርትታት ዝርከቡ ተማሃሮ ከይሓብሩ ዝሰገአ፡... Read more ...
ሓጺር ጸብጻብ ምዕባለታት ድሕረ-ተቃውሞ ካብ ኣስመራ፥ ብ ኣባላት ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ድሕሪ እቲ ብሰሉስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ድያእ ከምኡ'ድማ ኣብ ጎደና ሓርነት ዘጋጠመ ናይ ተቃውሞ ሰልፍን ንዕኡ ንምብታን ዝሰዓበ ተኹስን ማእሰርትን ሎሚ... Read more ...
ኣኽርያ ኣብ ሓለዋ ወተሃዳራት ምህላዋ ተገሊጹ ትማሊ እቲ ናዕቢ ብተኹሲ ድሕሪ ምብታኑን ሎም'ውን ሓደ ሓደ መንእሰያት " ተሓቲትኩም ክትምለሱ ኢኹም" ተባሂሎም ከምእተኣስሩን ዓበይቲ ግን ከምዘይተተንከፉን... Read more ...