Feature Eritrea: ምድማር'ዶ ወይስ ምፍዃስ? ማንኪ፡ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር፡ ምሳኹም ክንድመር ንወያነ ኣጥፉኡልና። ዶ/ር ኣብይ፡ ክቡር ማንኪ፡ ጀመርቲ ስለ ዝኾና ገና ምድማር ኢና ዘለና። ንስኹም... Read more ...
ታሕሳስ 22፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሳልሳይ ክፋል ኢሳያስ፡ ብርግጽ፡ ዜና ንምፍናው፡ ሚኒስትሪ ኣየድልዮን ኢዩ። ግን፡ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሜዳ ከሎ፡ ብድምጺ ሓፋሽ ፍጻሜታትን ዜናን እናፈነወ፡ ኣብ ኩሉ... Read more ...
ታሕሳስ 20፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዚደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካልኣይ ክፋል ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ ከይረሳዕና፡ ስለምንታይ ኢካ ዘይኮነ ኣሃዛት ምጥቃስ ስርሐይ ኢልካ ሒዝካዮ ዝነበርካ? ነቲ ሓውላል ደርጊ ዝያዳ የሕዊሊልካ... Read more ...
ታሕሳስ 18፡ 2005 ቅሉዕ መደብ ሕቶን መልስን ምስ ፕረዘደንት ህግደፍ ነበር ኣቶ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብርሃ ሃይሉ ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ህግደፍ፡ ዓቕሚ ኣይነበረን ዶ ኢልካ? ዓቕሚ ካብ ዘይብልካ፡ ምምራሕ ሃገር ከቢዱካ ከም ዝነበረ መረጋገጺ ዶ ኣይኮነን? ብምንታይ ድዩ... Read more ...
ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ሓለፍቲ ህግደፍ ነበር ብናይ ሕጊ ክኢላታት ኣቶ ጠዓመን፡ ፕሮፈሶር በረኸትን ዝምራሕ ሽማግለ ምጽራይ ገበናት ሓለፍቲ ህግደፍ ነበር፡ ብተለቪዝን ኣብ ዝተመሓላለፈ ቅሉዕ መደብ፡... Read more ...
‘መደረ ፕረዝደንት ሃገረ-ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ ጽንብል 25 ዓመት ብሩራዊ እዮበልዩ’ ዓመት መጸ ዝኽሪ መዓልቲ ነጻነት ኣብ እነብዕለሉ፡ ዝሓለፍናዮ ጒዕዞ እንዳገምገምና፡ ንመጻኢ እንታይ ክጽበየና ኢዩ ዘይኮነስ፡ ሕጂ እንታይ ክንዓምም ይግብኣና... Read more ...