መኸተ ንምንዋሕ ዕድመ-ገበተ ! ኣሰር ናይ ኪም ደዩን ናይ ሰሜን ኮረያ መራሒ ኢዩ ዝኽተል ዘሎ። እቲ እገዳውን እንተኾነ ገባቲ ስርዓት ሕጊ-ግደፍ ቀደም ባዕሉ ኢዩ ጀሚርዎ፡ ንኣብነት... Read more ...
ብእገዳ፤ ኢትዮጵያ፣ መመኽነይታ ህ.ግ.ደ.ፍ.ን…… ርሑቕን ጥልቕን ከይተባህለ፣ በዚ ሓጺርን ብቀሊል ክርአ ዝኽእል ኣገባብ ሓደ ግዙፍ ዝኾነ ናይ ወተሃደራዊ ናይ ሚዛን ፍልልይ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን... Read more ...
ሃገራውነት ዝተሰመየት መርዚ ኣብ 1999 ሳልሳይ ወራር ዝኣትወሉ ዝነበረ ጊዘ ኩርኩር ንራሻ ተላኢኹ ኣጽዋር ንክሽምት ዝሸማመት ሸማሚቱ ልዕሊ ሽውዓተ ሚትእቲን ሰላሳን ኣርባዕተን ሽሕ... Read more ...
ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መደባት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብዚ ንመበል 8ይ ዓመት ኣንጻር ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ማዕረ ማዕረ ጓይሎኦምን ዳንኬረኦምን ዝካየድ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ህዝቢ ኤርትራ ብስንኪ’ቲ... Read more ...
አወንታዊ ጎድኒ 2009 ትምኒተይ አብ 2010 ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ አብ ሐደ ተአፋፊ፡ ታሪኻዊ ቃራና መገዲ መአዝን መቀይሮ ንደሞክራሲን ሰብአዊ መሰልን ስለ ዝርከብ፡ ኩላትና ደሞድራስያውያን ምንቅስቃሳት... Read more ...
ጉዳይና ካበይ ናበይ! ናይ ህግደፍ ጭርሖ ክትወጽእን ክትቅልቀልን ኣስተብህሉላ። እታ ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሰብን መሬትን በብቑሩብ ሓራ ምውጽእ ትብል ትርጉም ዝሓዘለት ኢያ። ነተን... Read more ...