እገዳ አብ ልዕሊ ህግደፍ አብ እዋኑ ኢዩ!! ንሕና ኤርትራውያን ዜጋታትን ሕዝቢን ካብ “እገዳ” መራሕ ህግደፍ ሓራ ንክወጽእ ንዕዑ እገዳ ይገበረሉ ጥራሕ ዘይኾነ ጠለብና፤ 1. መራሕ ጃንዳ ህግደፍ... Read more ...
ሓሳባት ብሓሳባት ‘ዩ ዝሰዓር ሓሳባት ብሓሳባት ‘ዩ ዝሰዓር። እቲ ነቲ ሓሳብ ዝቃወም ድማ ናቱ ሓሳበት ኣቕሪቡ ንህዝቢ ከቕርብ እምበር፡ ክሓምን ክበሳጮን ከንጸርጽርን ከቶ ዝግባእ... Read more ...
ህይወት መንእሰያት: ቅኑዕ ሓባሪ መጻኢ ኣንፈት ሃገር’ዩ! ሎሚ: ሃገርና ኤርትራ ብፍጹም ምጽልማት ፍትሕን ግዝኣተ-ሕግን ኣብ ትሕቲ እግሪ ውልቀምልካዊ ስርዓት ትስሓግን ትሳቐን ዘላ ሃገር ኢያ። መንሽሮ ታይሎኖል... Read more ...
ጥቕስታት ካብ ጽሑፋት ተስፉ ዘውደ ንናይ ዋሽንግተን ኣኼባ ጽባሕ ሰንበት 3 ድ.ቀ. መዘከርታ ዝተዳለወ። ወፍሪ ዋርሳይ(8ይ ክፋል) “ኤርትራ ህዝባዊ፡ ብመለክዒኡ ከም ሓንቲ ዓዲ ብዘይ ገለ... Read more ...
ናብ ማሕበረሰባዊት ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ: ካብ ኣባል ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣስመራ ኣዳለውቲ ድምጺ ሬድዮ ናይ ወጋሕታ ባና ከም ሽምኩም ንሃገርና ከውገሐላ ተስፋ ይገብር። ወጋሕታውያን ሓበሬታ ከሊእካ ህዝቢ ንምግዛእ ዝተኣደነ ሽርሒ ሳላ... Read more ...
ብዛዕባ ቅዋም፤ ተወሳኺ ርእይቶታት ካብ ድጊ ግፉዓት ዐንቀጽ 12(2)“ኃይልታት ምክልኻል…አፍረይቲ..” ዚኾኑሉ አብነት ኪዝርዘር አድላዪ ኾይኑ ይረአየና። ከመይ እንተተባህለ፡ መብዛኅቲኡ ጊዜ፡ ውግእ እንተ... Read more ...