መንግስቲ ኤርትራ ንሶፍያ ተስፋማርያም ብ”ወግዒ” ቆጺራታ ይበሃል። ሶፍያ ተስፋማርያም ኣብዚ ቀረባ እዋን ኣብ ኤምባስን ናይ ኤርትራ ማሕበረ ኮም ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣብ ጎደና 600 ለ ዝርከብ ናይ ዋሽንግተን ቦታ ድማ ንእስ... Read more ...
ምልክታ ንጸረ-ሰልፊ ህግደፍ። (ተኣሪሙ ዝቐረበ ካልኣይ ሕታም) {jcomments on}ብዓንቀጽ ናይቲ ብቤት ምኽሪ ጸጥታ (UN Security Council) እመማ ዓንቀጽ 1907 ምስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ገንዘብን... Read more ...
ርትዒ ምስ ልቦና ዘኽቲመን: ድንቍርና ብናይ ስምዒት ረስኒ ንወጋሕታ ካብ ጋረደት!! ካብ ናይ ገበን ባሕሪ ብጭልፋ ንምጥቃስ፣... ብዘይ ግብኦ ክብርን ፍቕርን ንዝተቐበሎ ሓላል ህዝቢ ልዕሊ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዘሳቕን ዘጥፍእን ዘሎ፣... Read more ...
ኮሎምበስ ዓዲ መዋእል ኣፈወርቂ - ንስኹም ዘይወጻእኩም ድኣ መን ክወጽእ? ኣበይ ድኣ ኣሎ ሓው ኣብዚ ሰልፊ? ካብ ንዕዑ ንላዕሊ ዝብጽሖ ናይ መገሻ ምእጋድ የልቦን እንተድኣ ከምቲ እገዳ ዝበሎ “መገሻ ንላዕለዎት” ጥራሕ ዘይኮነ... Read more ...
ኣብ ግራዉቲ ዲሞክራሲ ዝፈለሱ ጻህያይ ናቶም ከይኣክል ናብ ደቆም ከማሓላልፍዎ ዝፍትኑ ዘለዉ እዩ። ህ.ግ.ደ.ፍ. ድማ፣ ወለዶም ካርኦም ዘንቀጹ፣ ዘበኖም ዝሓለፎም ዝተበልዑ ምዃኖም ተገንዚቡ ቀንዲ... Read more ...
ከኣ ንበረልና ክንብሎ! ክንስለፈሉ! እንታይ ክድግም? ናይ ጥዕናዶኸ ትብልዎ! ስለዚ እቲ ከም ጸሓይ ብርሃን ተዀሊዑ ዘሎ ሓቂ ጎስዩ ስርዓት ህግደፍ ስለምንታይ ’22 ለካቲት ተሰለፉ! ሃገርኩም ኣድሕኑ!’ እናበለ ነቶም ኣብ ስደት ዘለና... Read more ...