ህጹጽ ምልክታ ንኹሎም ተኻፈልቲ ሰልፊ ህግደፍ። (3ይን መወዳእታን) ኣንጻር ሕብረተ-ሰብ ዓለም ዝጸወዖ ናይ መናፍሕ ሰልፊ ዝቐርብ መጠንቀቕታ። ነቶም ኣብ ኤውሮጳ ዘለዉ መንእሰያት ሰላማዊ ሰልፊ ክግብሩ ዝካየድ ሸቐጥ፣ ኣቕርብዎም ሓብሕብዎም ሃገሮም ኣይጸልኡ፣ ዘሰሓሕቶም ስለ ዝረኸቡ ኢዮም ዝብል... Read more ...
ህጹጽ ምልክታ ንኹሎም ተኻፈልቲ ሰልፊ ህግደፍ። ህግደፍ ኣንጻር ሕብረተ-ሰብ ዓለም ዝጸወዖ ናይ መናፍሕ ሰልፊ ዝቐርብ መጠንቀቕታ።(2ይ) ንሓደ ሶማላዊ ከይኣመንኩሉ ዲኹም ምስኡ ተጸጊዕኩም? ክብል ሓቲተዮስ ዝሃበኒ ምላሽ እንሃትልኩም። ኩሉ ካብ ሃገሩ ዝሕክል፣ መሓከሊቱ ኣስመራ ኢያ። ኢሰያስ... Read more ...
ህጹጽ ምልክታ ንኹሎም ተኻፈልቲ ሰልፊ ህግደፍ (1ይ) ንዓና እታ ንደልያ ኤርትራ ክሳብ ክንረኽባ ዘለናዮ ቦታ ጎጆና ኢያ። ክትጽዩቕልናን ክትዕሉቑናን ስቕ ኣይንብልን። ብዘለና ሕጋዊ መድረኽ ተጠቒምና ንገጥመኩም፣... Read more ...
ቀርኒ ሓሪሽ እንዳ ኣቦይ ዓንዱ። ኣቦይ ዓንዱ ሓዲሽ ጸገም ኣጋጠሞም፡ ብቐንዱ ኣቦይ ሓለፋ ቀርኒ ሓሪሾም ኮታ እዛ ብጽሒቶም ንሓንቲ መዓልቲ እውን ይኹን ካብ ኣፋፈት ቤቶም ከተልግስ ስለ... Read more ...
ወዮ ዘራይ ረኺቡ ህዝቢ ኤርትራ!!! ኣቱም ኣብዛ ብታሪኽ ብጸሊም ነጥቢ ኣብ ዝዝከር ዋዕላ ክትሳተፉ ትሓስቡ ዘለኹም ሰባት ደጊምኩም ሕሰቡ። እዚ እገዳ ነቲ ኣብ ረብሓ ሃገር ክዉዕል ዝግብኦ... Read more ...
ዋኒን - ዕድልካ ባዕልኻ ናይ ምውሳን ብቕዓት ዘለዎም ሰባት ናይ ምምራጽን ምቕናይን ክሳብ ስርዓተ ዓመት ናይ ጉዳዮም ተወዲኡ ናብ ካልኦት ብሕዝቢ ዝተመርጹ ንኸመሐላልፉ ዕድልን ሰላምን ዝድለ።... Read more ...