ብዙሕ ኢዩ ሽግርና ክንብድሆ ግን ኣለና ንህዝቢ ዓለም ካኣ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ምሁራት ኤርትራውያን ከም መሳርሒ ብምጥቃም እቲ ቃልሲ ውሕልነት ዝመልኦ ንሕሉፍ ዲሞክራሲ ዝቃለስ ፍትሓውነት ዝሕመረቱ... Read more ...
ብሕቡራት መንግስታት አብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተወሰነ ማዕቀብ ንህዝቢ ኤርትራ ብኸመይ ይጸልዎ? እዚ ሕጅ አብ ርእሲ ህግደፍ ዝተበየነ ማዕቀብ ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ኣረኣያ ክህልወና ባህርያዊ እኳ እንተኸነ ሓደ መሰረታዊ ነገር ግን አሎ።... Read more ...
ኩነኔ ኣኼባ ብሩሰልስ ጥርጣሬ ድዩስ ቅርሕንቲ? ግን ዋላ”ክዋ መለኽቲ ስርዓታት ብጎነጽ እንተዘይኮይኑ ብሰላማዊ ኣገባብ ክትኣልዮም ኣጸጋሚን ብዙሕ ዘይተለምደን ይኹን እምበር፡ ኣብ ዓመጽ ምእማን ኩሉ ጊዜ... Read more ...
መጋሎማነያ ኢሳያስ ካብ ሳሕል ናብ ሶማልን ኢራንን ክትራንን ስርዓት ዘይብሉ ቦታ ብዕዋላን ሽፍታን ከታርን መታርን ዝኾነ ኣካል እዩ ዝመሓደር። ዘይሰራሕካሉ ገንዘብን ጥጡሕ ናብራን ድማ ስለዝምቅር ክሳብ እታ ብረት... Read more ...
ሶፊያ! ማይን ሓመድን መታርፍቲ ኢየን። ናይ ኢሰያስ ጠበቓ ኣብ ኣመሪካ ሶፊያ፣ ኣብ ጀርመን ማንሃይም ድማ ዕውለማ። ሕጊ ከም ትፈልጢ ድማ ናይ ክድዓት (Treason) ፍርዲ ብናትኪ መግለጺ (Penal Code) ሞት ኢዩ ትብሊ። ሶፊ ኣብ ዝሓለፈ መዋእል ዝተወልደት (መሪ... Read more ...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ናብ ስደት ኣምሪሓ። መወዳእታ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ገደብ ዘይበሉ መጽቐጥትን ንስፖርተኛታት ጥራይ ዘይኮነ ንብዙሓት መንእሰያት ኤርትራ ናብ ስደት ከምዘምርሑ ገይሩዎም... Read more ...