ኣብ ዝኾነ ዝካየድ ስራሕ ይኹን ዕዮ ሓድነት እምኒ ኩርናዕ ዓወት ሙዃኑ ዝኾነ ሰብ ዝፈልጦ መባእታ መስርሕ ኢዩ፡፡ ኣብዑር ጸሚድካ ምሕራስ ክትጅምር...
ብቐዳምነት ንኹልኽን ክቡራት ኣዴታትን፣ ኣሓትን፣ ደቕናን፣ ባህላዊ ሰላምታና፣ ይብጻሕክን። ሓምላይ ምንቅስቓስ ኤርትራ ንማሕበራዊ ዕርቕን ፍትሕን ምዕቓብ...
እዚ ንምትግባር ብብዝሒ ሕዝቢ ቁጽሪ ዝምረጹ ኣባላት ባይቶ ዘለውዎ ባይቶታት ኣብ ኩለን ክፍላተ ሃገራት ኤርትራ ብምቋምን፣ ብብዝሒ ሕዝቢ ቁጽሪ ዝምረጹ...
ህግደፍ ብሓጺሩ ሓንቲ ንጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ዝቖመት ጥራይ ዘይኮነት ኣብ መጻኢ እውን ኣሰራ ፈጺሙ ከም ታሪኽ ዘሕለፍናዮ ጸበባን ሽግርን መምሃሪ መግለጺ...
“ክወስደለይ ዝረእኹዎስ፣ ክውስኸለይ ነይኣምኖ” ከምዝበሃል ነዚ ደርግን ተ.ሓ.ኤን. ህ.ግ.ደ.ፍ.ን ዝወለደ፣ ናይ 50ታት ናይ ማሕበርነትን ዴስነትን...
ካብ ኣርብዓታት ዝጀመረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ህዝቢ ኤርትራ፡ ዛጊት ተፈዊሱ መዕለቢ ስለዘይረኸበ፡ ዘበን መጸ መባእታኡ እናኣሐደሰ ንህዝብና ይጸጽዮ ኣሎ።...