ጠለብ እሱራት፤ ጠለብ ሕዝቢ ኤርትራ ኢዩ። እሱራት ዝጠለብዎን ዝሓተትዎን ኣብ ኤርትራ ሀገርና፣ ግዝአት ሕጊ ክነግስ፣ ቅዋም ክትግበር፣ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ...
ኣብ ኣርባዓታት፡ ብረዚን ልቦንኦም ንሓድነትን ንፍቕሪን ክብሉ ክንየው ሕጋጋት እምነትን ባህልን ዝኸዱ ኣቦታት ካብ ነበሩና፡ ሕጂ ግና ከም ሸንቲ ግመል...
ኣንባባይ፤ብዛዒባ ሓደ ጋዜጠኛን እሱርን ዝኾነ ሰብን ጽንዓትን ቃልሲ ስድራቤቱን ኣመልኪተ ገለ ክብለኩም ስለዝደለኹየሞ ምክትታልኩም ይሓትት። እዚ ጋዜጠኛን...
ሰሉስ 18 መስከረም 2001 ከም ኩለን ቅድሚኣ ዝሓለፋ ሰሉሳት ተረኛ ኣንባቢ ዜና ብምንባረይ፡ ካብ ዓራተይ ወጋሕታ ኢየ ዝተንሳእኩ። እቶም ብሰርቪስ(መኪና)...
እቲ ናይ’ዚ ዓምዲ’ዚ ቀንዲ መዛረቢ፣ ድሕሪ ናጽነት: ፍጹም ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ንድየት ፍትሓዊ ግዝኣተ-ሕግን እቲ መሪር ዕጫ ህዝቢ ኤርትራ ኾይኑ...
ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ክግንዘቦ ዘለዎ፡ ኣገባብ ኣንፈት ናይ ቃልሲ ምጭባጥ ተሳኢኑ፡ ቃልስና ቅልጡፍ ስጉምቲ ዘየርእየሉ ዘሎ ምኽንያት፡ እቲ ንዕኡ(ንህዝቢ...