እዚ ኣብ መበል 12 ዓመት ኣገልግሎት ኣዝማሪኖ ዳግመ ምፍጣረይ ጥራይ ዘይኮነስ ነቶም ብኽብሪ ዝተሰውኡ እውን ሞሳኦምን ዓስቦምን ዝዝከረላ ዕለት ገይረ...
ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነታ፡ ብዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ተጻሒፋ፡ ኣብ ሬድዮ ድምጺ መሰልና፡ ብመሮን ኢስቲፋኖአስ ዝተነበበት፡...
ንኣርባዕተ ዓመታት ብዘይ ዝኾነ ይኹን መርመራ፡ ሕቶ፡ ወይ'ውን መስርሕ ሕጊ፡ ከም ተራ ኣቕሓ ብስም ሓደራ፡ ኣብ ስዉራት ኣብያተ ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሕ፡...
ብረታዊ ቃልሲ ክካየድ ከሎ "ስልጣን ናይ ህዝቢ ኢዩ" እናተባህለ ጸኒሑ ኣብቲ መሳብሮ ግን "ተቓሊስና ዘምጻእናዮ ኢዩ" ስለዝተባህለ ዋላ እቲ ምእንቲ ናጽነት...
ብቐዳምነት ነቶም ናይ ህዝብና ሽግርን ጸበባን ንምቅላሕን ንምግላጽን፤ ናጻ ጽሑፋትን ርእይቶን ኣተሓሳስባን ናይ ሕዝብና ንኽምዕብልን ክውን ንምግባርን ናጻ...
ሰላምን ብልጽግናን፡ ምስ ጎረባብቲ ብዘይ ሻራ ዝነብር፡ ናብ ምህናጽን ነፍስ ወከፍ ዜጋ ባዕሉ ዝመረጾ ህይወት ዘካይደላ ሃገር እያ ተድሊ። እዚኸ እንተተረኽበ...