መንግስቲ ኤርትራ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣደስኪሉዎም ዝጸንሐ ፡ ብዕድመ ዝደፍኡ ተጋደልቲ ከይተረፉ ነናብ ኣሃዱታቶም ክርከቡ ኣዚዙ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብዚ ሳልስቲ እዚ ንሓያሎ ዓመታት ኣደስኪሉዎም ዝጸንሐ ብዕድመ ዝደፍኡ ገዳይም ተጋደልቲ ከይተረፉ፡ ነናብ ኣሃዱታቶም ክርከቡ ብምእዛዝ... Read more ...
እዋናዊ ሃለዋት ኤርትራ: ዕለት 23 ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ወይ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብሕቡእ ካብ ኣራዊት ዘይፍለዩ እሙናትን ሰብ ሓለፋን ዝኾኑ ወተሃደራት መልሚሉ ኣብ ከባቢ... Read more ...
እዋናዊ ሃለዋት ኤርትራ ብሓፈሻ ብፍላይ ከተማ ኣሰመራ። ኣብ ምዝዛም እዛ ሒዝናያ ዘለና ዓመት፣ ዓመተ 2015 ኣብ ኤርትራ ሃገርና ካብ ቅድሚ ሕጂ ብዝተፈለየ መልክዑ ንፖሎቲካውን ጸጥታውን ቁጠባውን መዳያት... Read more ...
ጀጋኑ ታሪኽ ይሰርሑ ሰነፋት ድማ ኣንጻር ረብሐኦም ይስለፉ ሃገር ፍጹም ናይ ምክልኻል ዓቅማ ንምምህማን ኩሎም ምሁራን ካብ ሰራዊት ከምዝወጹን ንከምገለ ዝተረስዑ ድማ ተራ ከምዘይህልዎም ጌሩ፣ እቲ ኣጸቢቑ ዝገርም ድማ... Read more ...
Eritrea: ጉዳይ ርክብ ምስ ሄርሞን ኮህን Here is a document you will find interesting to say the least. The document will speak for itself.... Read more ...
ኣግእዞ መግለጺ ቁጽሪ፡ 2 ኣድላይነት እዚ መግለጺ፡ ጉዕዞን ምዕባለን ደለይቲ ለውጢ ካበይ ናበይ ከምዝነበረ ንምብራህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ጸላኢ ክገልጾ ዘይከኣለ ግን ከኣ ንጸላኢ ኣዝዩ... Read more ...