ኣብ ሱዳን ድንጎላ ኣብ ዝባሃል ቦታ ሕጹጽ ሓገዝ ድሕነትን ዝጽበዩ 365 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን ድንጎላ ኣብ ዝባሃል ቦታ ሕጹጽ ሓገዝ ድሕነትን ዝጽበዩ 365 ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎዉ ኤርትራዉያን ንድሕነቶም ህጹጽ... Read more ...
“ካብ ጉይይ ምዓል፡ ክሳድ ምሓዝ”። ተወዲብና ክንሰርሕ ኣይከኣልናን ማለተይ፣ ካብ መንግስትን ማሕበረ-ኮማትን ወጻኢ፡ ብዙሕ ዘይንፋለጥን ብሓባር ዘይንነብርን ውልቀ-ሰባት ብዛዕባ ሓደ ኣርእስቲ... Read more ...
ቃለ መጠይቕ ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤል ቲቪ ደሃይ ኤርትራ ቃለ መጠይቕ ኣቶ ተወልደ ሃብተሚካኤል ካብ ኣሜሪካ ኔቫዳ ስቴት ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛታት ምምሕዳር ሓላፊ Read more ...
መልሲ ነቲ ብቀዋሚ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሕቡራት ሃገራት ዝተዋህበ መግለጺ ግብሪ-መልሲ ንክሕደት መንግስቲ ኤርትራ፤ከምቲ ኣብ መእተዊ ዝተገልጸ ብዙሓት ኤርትራዊያን በቲ ኣብ ሃገሮም ኤርትራ ዘጋጥሞም ዘሎ ጸጥታዉን ፖሊቲካዉን ጸገማት... Read more ...
ናይ ሞት መንፈስ አብ ዙርያ ኤርትራዊያን ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሰማዒ ዘይብሉ ኣውያት መንእሰያት ኤርትራ አብ ሃገሮም ብሰላም ንኸይነብሩ እሾክ እግሪ ኮይኑ እንዳወግኤ ለይትን ቀትርን ከም ቁርዲድ... Read more ...
ቃለ መጠይቅ ምስ ተጋዳላይ ድራር ብርሃነ ገብረኪዳን Shemelba: Interview with tegadalay Drar Berhane Gebrekidan Read more ...