Feature ንደመር ብኣምሓርኛ፡ ንጥፋእ ማለት’ዩ ብትግረ። Hidden Motives in Every Day Life: The Elephant In the Brain – Kevin Simler Robin Hanson 2018 ትብል... Read more ...
‘ወደይ ሓደራኻ ንጣልያን ከይትአምን’ እዛ ‘ወደይ ሓደራኻ ንጣልያን ከይትአምን’ ዘርእስታ ሓጻር ዓንቀጽ ካብታ ብተስፋሚካኤል ትኩእ ‘ሃገሬ የህይወቴ ጥሪ’ እትብል መዘከርታ መጽሓፍ ቆንጢረ... Read more ...
ርእሰ ምትላል! ምጽልማት ሓርነትን ምግሃስ ፍትሕን ዘስዓበ ቀንዲ ጠንቂ ሃገራዊ መዓት ኤርትራ ኢዩ!!! ኤርትራ መሬት ፍትሕን ሰላምን ክትከውን እንተ ዀይና፡ ኣብ ነፍስወለፍ ኣእምሮ ኤርትራዊ ዜጋ መንፈስ ፍትሕን ሰላምን ኪሰርጽ የድሊ። ከምቲ ናብ ኣንጻር... Read more ...
ካብ እንዳ ራእሲ ክሳብ’ንዳ ባሕረ’ጋሲ ዘላ ባእሲ ናይ ህዝቢ ዲፕሎማሲ’ያ ትኾና ፈውሲ! “ዝሓዝናዮ ኣይነቃልል ከይንኣቱ ናብ ዕንፅል-ፅል፡ ኣብ ውዲት ኣግኣዝያን ኣመልኪቱ ዝተዳለወ ትንተናዊ ጽሑፍ” (ካብ ህዳሰ ኢትዮጵያ)... Read more ...
ሳልሳይ መልእኽቲ፡ ሕልናና ንመርምር ነቲ ዝተሰርቅናዮ ሃገራዊ ሰላማ ንምለስ ስውኣትና ነኽብር’ዶ ኣለና ንዝብል ሕቶ ኩላትና ከም ንፈልጦ መልሱ ዘሕፍር’ዩ። እወ፡ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ወዱ ምስ ጓሉ በጽሑ ምስ ሽማግሊኡ ይሳቀ ኣሎ፡ ኣይ... Read more ...
ኵን ንባዕልኻ ኣነ ክኸውን ባዕለይ ኵን ንባዕልኻ ቀልጢፉ ኣይሰለብ ልብኻ ረሸሽ ኢሉ ኣይድከም ብርክኻ ድምጺ ኣቡናት‘ከ ሰሚዕካ‘ዶ ቐኒኻ ክጠርዑ ተጣሪዖም እንዳበሉ ኣበሎ... Read more ...