ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን፡ ኣድማዒ ሰላማዊሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ምልካዊ ህግደፍ ተኻይዱ። ህግደፍ ብስም "ኤርትራዊ ማሕበረሰብ"ኣደናጊሩ ዝወሰዶ ገንዘብ ክመልሶ ምዃኑ ተነጊሩ። ዝኸበርኩም ዓማዊል መርበብ ኣዝማሪኖ፤ ነቲ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብጉልባብ "ፈስቲቫል" ዘካይዶ ምዝራፍ ገንዘብን ምንዛሕ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዳን... Read more ...
ኤርትራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዓለማዊ ማሕበረሰብን ርክባ ንከተመሓይሽ ጸቢብ ዕድል ጥራይ ተሪፍዋ ከምዘሎ፡ ኣምባሳድር ሱዛን ራይዝ ኣፍሊጣ። ኤርትራ ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዓለማዊ ማሕበረሰብን ርክባ ንከተመሓይሽ ጸቢብ ዕድል ጥራይ ተሪፍዋ ከምዘሎ፡ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣምበሳድር... Read more ...
ዶክተር ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ተምራማሪ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ዓሪፎም፡፡ ናይ ባህልን ታሪኽን ኤርትራ ተመራማሪ ኣባ ይስሃቕ ገብረኢየሱስ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ሃገር ስዊዘርላንድ ብ18ሓምለ 2009 ዓ/ም ብዝሓደሮም ሕማም ልቢ... Read more ...
ጋዜጠኛ ሚኒስትሪ ዜና ኣማኑኤል ግርማይ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ። ቀንዲ ዕማም ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ንህዝቢ ምትላል ምዃኑ ኣረጋጊጹ። “serving the truth’’ ኣንጻር ናይ’ቲ ሚኒስትሪ ዜና ስርዓት ህግደፍ ዝምረሓሉ መትከል ምዃኑ ዝጠቐሰ መንእሰይ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ግርማይ፡ ቀንዲ... Read more ...
ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግደፍ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት 18-07-2009 ዓ.ም. የማነ ገብረኣብ ናይቲ ፈስቲቫል ተወኪሉ ዝመጸ ንኵሉ ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ይፍጸም ስለ ዝነበረ በቲ ናይ ተኻፋልነት ቁጺሪን ተባዕ ስጉምቲ ናይ ሰልፈኛታት ስለ... Read more ...
ጸብጻብ ፍሹል ፈስቲቫል ህግደፍ ኢጣልያ “ቁጠባዊ ኩነታትና’’ ኢሉ ማንኪ፡ “ከምቲ ናይ ቀደሙ እኳ እንተዘሃለወ፡ ብእነካይዶ ዘለና ልዑል ቃልሲን ጻዕርን፡ ህዝብና ናይ ካልኦት ሃገራት ትኳቦ... Read more ...