ናይ ስዊስ መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ናይ ኣጽዋር እገዳ ክገብር ወሲኑ። ናይ ሃገረ ስዊስ እገዳ ብሓሙስ (ሎሚ 2/4/2010) ኣብ ግብሪ ክውዕል እዩ። እዚ ንናይ ኣጽዋር መሸጣን፣ ሰደድን ኩሉ ዓይነት ናይ ጠያይቲ መሰል ናውቲ... Read more ...
Audio: ቀዳማይ ሚኒስተር ፌደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ክቡር ኣቶ መለሰ ዜናዊ ምስ ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ ዘካየዶ ቃለ-መሕተት ቀዳማይ ሚኒስተር ፌደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ክቡር ኣቶ መለሰ ዜናዊ ምስ ማሕበረሰባዊት ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕተት ባይቶ... Read more ...
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዘንበሮ ማዕቀብ ሓደን ክልተን ዝመሃዝዎ ዘይኮነስ ዓለም ብዓለማ ነቲ ጉጅለ ፈንፊናቶ ከምዘላ ዘረጋገጸ ሓቂ ከምዘኾነ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስተር ፌደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ክቡር ኣቶ መለሰ ዜናዊ ምስ ማሕበረሰባዊት ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕተት ባይቶ... Read more ...
ዓሊ ዓብዱ፡ ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ እቲ ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተኣወጀ፡ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ዲክታቶር ኢሰያስ ዘተኮረ ናይ እገዳ ውሳኔ፡ ዋላ’ኳ ዛጊት ክትግበር ዘይተጀመረ... Read more ...
ክልተ ኤርትራውያን፤ ኣባላት ናይ ኣብ ሲናይ ዝመደበሩ ናይ ምጭዋይን ገንዘብ ብሓይሊ ምውሳድን ጉጀለ፣ ብፖሊስ ተኣሲሮም። እዞም ተኸሰስቲ ነጋሲ ሃብታይን ፓታዊ ገብረእግዚኣብሔርን፣ ምንጪ ዜና ዋይስ ዜና ማዕከን እዞም እሱራት ቤተ ሰብ ኣብ እስራኤል ብምርካብ ንኽፈትሕዎም ካብ... Read more ...
ኤርትራን ሊብያን ንስደተኛታት ብሓይሊ ንምምላስ ውዲት ይገብራ - መእተዊ፣ “ኣብ ምድሪ ዘለኹ ሰብ እየ” ዘርእስታ ፊልም ኣብ ዓዲ ጥልያን ቀሪባ ኣላ። “ክንዛረብ ከምዘለና ተረዲእና” ብዝብል ኣብዚ ፊልም እዚ ዘለዉ... Read more ...