ናይ ሕቡራት ሃገራት ሰብኣዊ መሰል ቤት ጽሕፈት ኣኼባ ካብ ምብራቕ ክሳብ ምዕራብ፣ ካብ ደቡብ ክሳብ ሰሜን ዝርከባ ሃገራት ኩለን፣ ነዚ ብምድጋፍን እቶም ገበነኛታት ኣብ ፍትሒ ክቐርቡ ምእንቲን፣ ናይ ሕ.መ.... Read more ...
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራውያን ነጻ ናይ ትምህርቲ ዕድል ይህብ። ጋንታ ኣመሪካ ንሓርነት ኤርትራ ብግዱሳት ኣመሪካውያንን ኣብ ኣመሪካ ብዝነብሩ ኤርትራውያንን ዝቖመ ማሕበር እዩ። ዕላምኡ ከኣ ብግብረሰናያዊ ኣገባብ... Read more ...
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ኣቦ ስልጣን ናብ ቤተ ሰብ ክመሓላለፍ ይረአ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፊ ሰሙን ቢቢሲ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ኣቦ ስልጣን ናብ ቤተ ሰብ... Read more ...
ሕ.መ. ብናይ ሶማል ጉዳይ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ክገብር ይዳሎ። እዚ ውሳነ እተንድኣ ሓሊፉ፣ ኣባላት ሕ.መ. ዝኾና ሃገራት፣"ካብ ሶማልን ኤርትራን ንዝንቀሳቐስ ጽዕነት” ዝተኸልከለ ኣቑሑ እንተድኣ ኣሎዎ ተባሂሉ ብጥርጣረ... Read more ...
ስዑዲ ካብ ኤርትራ ናብ የመን ብ’ኮንትሮባዳ’ ንዝለእኽ ኣጽዋር ደው ከተብሎ ትፍትን ኣላ። ኤርትራ ንናብ ተቐናቐንቲ ሓይልታት የመን እተሰዶ ዘይሓጋዊ ናይ ኣጽዋር ምግዓዝ ንምዕጋት ናይ ስዑዲ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ጎላጉል ደንደስ ባሕሪ የመን እገዳ... Read more ...
ኤርትራ፤ ኣርእስቲ ናይ ኣህጉራዊ ኣኼባ ኣብ ብሩሰልስ ኣህጉራውያን ኪኢላታትን ፖለቲካውያንን 2 መዓልቲ ዝወስድ ኣኼባ ኣብ ብሩሰልስ የካይዱ ኣለው። እዚ ብዛዕባ ነዛ ሃገር ዝምልከት ፖሊሲ፣ ክልቲአን ማለት... Read more ...