ኣብ ሳዋ ንዝርከብ ቤት ትምህርቲ ክዕጾ ከምዝተወሰነን ተወሳኺ ዜና ብዛዕባ ሜጀር ጀነራል ውጩ። ቀዳማይን ኣውራን: ካብ ሳዋ ናብ ጎረቤት ሱዳን ዝግበር ህድማ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነ ሕማም ርእሲ ብምዃኑ።ካልኣይ ድማ: ፍቅሪ ወለዶም ዘይጸገቡ ዕሸላት... Read more ...
30 ቆልዑ ዝርብዎም 207 ስደተኛታት ኣብ ዓዲ ጥልያን ሎሚ ጥቅምቲ 27 ኣትዮም ን207 ስደተኛታት ኣግዒዞም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ሰባት ብናይ ሊብያ ፖሊስ ተኣሲሮም። እቶም ስደተኛታት ድማ ንዓዲ ጥልያን ተወሲዶም። ካብ ናይ ጥልያን... Read more ...
ኤርትራውያን መንእሰያት ተቐማጦ ዙሪክን ከባቢኣን፡ ንፍትሓዊን ዲሞክራስያውን ዕማም ተበጊሶም! ብዕለት 27 መስከረም ኣብ ከተማ ዙሪክ ኣብዝተኻየደ ኣኼባ፡ ንእጃም ኤርትራውያን ኣብ ጉዳይ ሃገርን ህዝብን፤ ንህልው ኩነታት መንእሰያት ኣብ ኤርትራን ኣብ... Read more ...
አብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ማይ ነፍሒ ናይ ተቓውሞ ወረቐት ተበቲኑ ህዝባዊ መንግስቲ አብ ኤርትራ ክቐውም፡ መሰል ዜጋታት ክኽበር፡ ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይቅደመ ኩነት ክፍታሑ፡ ቅዋም ክትግበር፡ ዲሞክራሲያዊ መሰል ህዝቢ... Read more ...
ወጻኢ ጉዳይ ሚኒስተር ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ ፍረ-ኣልቦ ኣኼባ ኣካይዱ ነቲ ወግሐ-ጸብሐ ብኣማእታት ንስግረ-ዶብ ዝጓረት ዘሎ መንእሰይ ኤርትራ ክገልጾ እንከሎ ድማ ካብ’ቲ ዲክተይተር ኢሰያስ ዝህቦ መግለጺ ከይወጸ ከም’ዚ ይብል።... Read more ...
ጸብጻብ ውጽኢታዊ ዘተ 9-19-2009: ብምኽንያት ዝኽሪ ናይ ሕልና እሱራት ኤርትራውያን መደብ በብእምነትና ብናይ ሕልና ጸሎትን ዝኽሪ ሰማእታትን ክጅመር ድሕሪ ምሕባር፣ ኣወሃሃዲ መደብ (ዑቝባይ ገብረመድህን) ኣኼባ በዚ ዝስዕብ መእተዊ ቃል... Read more ...