ሕ.መ. ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ የተግብር። ሕ.መ. ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ብሕጊ የተግብር። ናይ ሕ.መ. ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ ኤርትራ ንእስላማውያን ተቐናቐንቲ ኣብ ሶማል እትገብሮ ሓገዝ ሰንኪ እዩ... Read more ...
12 ተጻወትቲ ሙሉእ ዑቕባ ተዋሂቦም ብናይ መንግስቲ ኤርትራ ዝተላእኩ ወከልቲ ናይ ምጭዋይ ሓደጋ ከምዝነበረ ሎሚ ብዝረኸብናዮ ሓበሬታ ተረጋጊጹ ኣሎ። ከምቲ ዝበሃል ሰለስቲ ፍሉጣት ወከልቲ... Read more ...
12 ተጻወትቲ ዑቕባ ተዋሂቦም እዞም ንገለ መዓልታት ጠፊኦም ዝጸንሑ ተጻወትቲ ኣብ ወስትላንድ ናይሮቢ ዝርከብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ናይ ስደተኛታት ኮሞሽነር ቤት ጽሕፈት ብናይ ክራይ... Read more ...
ሕ. መ. ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ክገብር እዩ ይብሉ ዲፕሎማስያውያን። እዚ ንድፊ ዘስዕቦ ስጉምቲ ንኣስመራ ናይ “ኣጽዋርን ካልእ ምስኡ ዝኸይድ ንዋትን” መሸጣ ይኽልክል። ከምኡ እውን ኤርትራ ባዕላ ኣጽዋር ከይትሸይጥ ይኽልክል።... Read more ...
ፓርላማ ኤውሮጳ ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ይዝቲ ብዕለት 9 ታሕሳስ 2009፡ ንወጽዓ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ ሓደ ናይ ዘተ መኣዲ ተኻይዱ። እቲ ዘተ ብሓሙሽተ ሽወደናውያን... Read more ...
ቺለ: ፕረሲደንት ነበር ኤድዋርዶ ፍረይ ሞታልቫ በብቑሩብ ይምረዝ ኣሎ ዝብል ብዘይተፈልጠ ሰብ ዝተዳህየት መልእኽቲ ጉዳይ ሓቂ ምዃኑ ሎሚ ተረጋጊጹ። ኣብ ሳንታ ማርያ ኪሊኒክ ይሕከም ዝነበረ ፕረሲደንት ነበር ኤድዋርዶ ፍረይ ሞታልቫ በብቑሩብ ይምረዝ ኣሎ ዝብል ብዘይተፈልጠ ሰብ ዝተዳህየት መልእኽቲ ጉዳይ... Read more ...