ኣውስትራልያ ንእገዳ ሕጋዊ ትገብር። ረቡዕ፣ 3 መጋቢት 2010 መግለጺ ወጻኢ ጉዳይ መንግስቲ ኣውስትራልያኣውስትራልያ ንእገዳ ሕጋዊ ትገብር።ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ብዕለት 23... Read more ...
ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣህጉራዊ እገዳታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ የተግብር። ቤት ምኽሪ ኤውሮጳዊ ሕብረት ሎሚ ውሳነ (1) (5534/10) ብመሰረት ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ውሳነ 1907 (2009) ኣብ ልዕሊ ኤርትራ... Read more ...
ስሪ ላንካን ኤርትራን ዝነበረን ዝምድና ተበቲኹ። ብዛዕባ’ዚ “ምስ ኤርትራ ኣዝዩ ሕማቕ ተመኲሮ እዩ ዘለና። ኣብኡ ገለ ገለ ገለ ናይ ነብሪ ታሚል ኤላን ሓርነት (LTTE) ባእታታት ከምዘለዉ ኣብ ጋዜጣ... Read more ...
መንግስቲ ሽወደን ነቶም ብደገፍቲ ህግደፍ ዝመሓደሩ ናይ ራድዮ መደባት ጥብቂ ቁጽጽር ክገብሮሎም ከምዘለዎ ኣብ ዮቶቦሪ ዝርከቡ ግዱሳን ኤሪትራውያን .... ስርዓት ህግደፍ ብመንገዲ ደገፍቱ አቢሉ ካብ ከተማ የቶቦሪ ዘመሓላልፎ ሓድነት ህዝቢ ዝበታትን ናይ ፕሮፖጋንዳ ራድዮ ፕሮግራም ደው ከብልን አብቲ ናይቲ...
ስርዓት ህግደፍ ግፋ ንኸካይድ ይዳሎ ከም ዘሎ ተፈሊጡ፡፡ ንህዝቢ ኤርትራ ብወረ ኲናትን ማእዝኑ ንምስሓት ካብ ምዕልባጥ ዓዲ ውዒሉ ዘይፈልጥ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብዕለት 27/01/2010 ንመራሕቲ ጉጅለን መራሕቲ... Read more ...
ዑደት ላዕለዎት ሓልፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኤውሮጳ፡ ሚንስተር ሚኒስትሪ ዜና ዓሊ ዓብዱ፡ ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብ፡ ጠዓመ (መቐለ) ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ናይ ወጻኢ ስለያን... Read more ...