ኣማኢት ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ብረቶም ኣንጻር ህግደፍ ኣቕኒዖም። ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዝነበሩ፡ ኣማኢት ገዳይም ተጋደልቲ፤ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ህዝባዊ ሚሊሽያን፡ ብረቶም ኣንጻር’ቲ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣቕኒዖሞ... Read more ...
ማእቶት ኢሉ ስርዓት ህግደፍ ፈቆድኡ ዝወሰዶም ተምሃሮ ዜጋታት ምስ ክረምቲ ተኣሳሲሩ ብዝፍጠሩ ሕማማት ማህሰይቲ ይበጽሖም ኣሎ። ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ሓረስቶት ዜጋታት ብሓይሊ ኣብ ዝመንዝዖ መሬት ንዝቦቀለ እኽሊ ክጽህዩ ኣብ ዓሊ ግደር ጡጥ ክኣርዩ ካልእ ናይ ልምዓት ወፈራ... Read more ...
ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዊዓ ኣጋጣሙ ንዘሎ ተላባዒ ሕማም ክኽውሎ ፍሹል ፈተነታት ይገብር ኣሎ። ኣብ ጊንዳዕ ዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ማሕበረሰባዊት ሬድዮ ድምጺ ወጋሕታ ከምዘረጋገጹልና- ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዊዓ ኣጋጢሙ ብዘሎ ተላባዒ ሕማም ንዝተለኸፉ... Read more ...
ኣስታት 75 ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም። ኣስታት 75 ዝኾኑ ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም።እቶም ዝተረፉ 5 ብናይ ጥልያን ናይ ባሕሪ ሓይሊ ዲሒኖምን ናይ ሕክምና ክንክን ይግበረሎም ኣሎ። Read more ...
ኤርትራዊ ኣትለት ዘርኢሰናይ ታደሰ፡ ንውድድር ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ተቖጻጺርዎ። መዳሊያ ብሩር እውን ተሸሊሙ። ኣብ ጀርመን ከተማ በርሊን ኣብዝካየድ ዘሎ መበል 12 ዓለማዊ ውድድር ኣትለቲክስ፡ ኤርትራዊ ኣትለት ዘርኢሰናይ ታደሰ፡ ቀንዲ ኣንቀሳሲ ናይ ውድድር 10 ሽሕ... Read more ...
ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሂላሪ ክሊንተን ንመንግስቲ ኤርትራ ኣሰሚዓትሉ። ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ስራሕ ዑደት ኣብ ምፍጻም እትርከብ ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ሂላሪ ክሊንተን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣሉታዊ... Read more ...