ዕዉት ሰላማዊሰልፊ ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት። ብሓባራዊት ኣካየዲት ሽማግለ ሽቱጋርትን ከባቢኡን ዝተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሽቱትጋርት ተኻይዱ። እቲ ብዕለት 19/09/09 ኣብ ከተማ... Read more ...
ሸውዓተ ብክርስትና እምነቶም ዝተኣሰሩ ኤርትራውያን ኣብ ዊዓ ሞይቶም። ክልተ ሰሙን ይገብር መንግስቲ ኤርትራ ንኹሎም ዜጋታቱ፣ ኣብ ጎረባብቶም ዝኾነ ዘይሕጋዊ ኣኼባ ናይ ክርስትያን እንተድኣ ተኻይዱ፣ ንመንግስቲ ክሕብሩ ጻውዒት... Read more ...
ኣቦ “ሓምላይ ሰውራ” ዓሪፉ ፕሮፈሰር ቦርላውግ ኣቦ “ሓምላይ ሰውራ” ተባሂሉ ዝፍለጠሉ ምኽንያት ንናይ ሕርሻ ስነ ፍልጠት ዝያዳ ምህርቲ ከምዘፍሪ ብምግባር ኣዝዩ ንኽቕየር ብዝሰዓቦ... Read more ...
ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብኢደ ወነኑ ዘኽፍሎ ዘሎ ናይ ኤሌክትሪክ ታሪፍ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሌና ጽልኣት ኣሕዲሩ ክወቕሰና ይገብር ኣሎ ክብሉ ሰራሕተኛታት ትካል ኤሌክትሪሲቲ ኤርትራ ኣፍሊጦም። ከም ውጽኢት ናይቲ ንስርዓት ኢሳይያስ ገጢምዎ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ትካል ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ኤርትራ ኮንታተረ ክዕድል ከምዘይከኣለን ዓድታት ዳዕሮ... Read more ...
ሬዲዮ ወጋሕታ ዜና ቀዳም 05 መስከረም 2009 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ጽጊንካ ንዘይጽገን ሃለዋት ስርዓት ኢሳያስ: ምስ ፍትሓዊ ሕቶ ህዝብና ካብ ምልታም ክእረንቡ ንስርዓት ኢሳያስ ነጺገን ዝቃለሳ... Read more ...
ካብ ስዊድን ክጥረዝ ትጽቢት ዝገበረሉ ዝነበረ ኤርትራዊ መንእሰይ ሎቶሪ ሲዒሩ ሓደ 28 ዝዕድሚኡ ኣብ ስዊድን ብዘይ ሕጋዊ ኣገባብ ክቕመጥ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ተስፋልደት ተስሎይ 1.2 ሚሊዮን ክሮኖር (ናይ ኣሜሪካ $ 167,000)... Read more ...