መንእሰይ ኤርትራ፡ ኣቕልብ እዞም ሎሚ ኣብ መሪሕነት ካብ ማሕረዲ ኢሳይያስ ሓሊፎም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ንዑኡ ወሲክካ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተሳተፉ ኣብ ግዜ ንእስነቶም እዮም... Read more ...
ዙረት ናብ ኤርትራ፣ ንገልታዕታዕ! ብዘይካ ብመቦቆልን ብዘርእን ካልእ ኤርትራዊ ንኽትከውን ዘኽእለካ እንታይ‘ዩ? መን‘ከ እዩ ክኹንነካን መንነትካ ክቕንጥጠካን ሙሉእ መሰልን ሓላፍነትን ዘለዎ ? Read more ...
እስራኤል፣ ብኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ልዕሊኦም ንዝተበየነ ፍርዲ ብምቅዋም ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብዝጸንከረ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ፣ ብዕለት 02/02/2014 ከባቢ ስዓት 10፣00 ንግሆ ዝጀመረ ብዘይምቁራጽ ለይትን ማዓልትን ንዘይተወሰነ ግዜ ክቕጽል ምዃኑ ዝተገልጸ፣ ሕቶ ሰብኣዊ መሰል፣... Read more ...
ኣብ እስራኤል፣ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝጀመርዎ ሰለማዊ ሰልፊ ይቕጽል ኣሎ። እቲ ብዕልት 05/01/2014 ዝጀመረ ኣብ ታሪኽ እስራኤል ብስደተኛታት ዝተገብረ ሰለማዊ ሰልፊ ብብዝሑ ዝልዓለ ቁጽሪ ተሳታፊ ዝተረኽበሉ ምዃኑ ዝተገልጸ፣... Read more ...
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ መበል 17 ክፋል ህዝብና ኣብ ምጥርጣርን ፍርሕን ኣትዩ እናበልና፣ ንባዕልና ዝያዳ ፍርሕን ምጥርጣርን ዝፈጥር ኣወዳድባ ክህልወና ቅቡል ኣይኮነን። ንህግደፍ እቃወም ኣለኹ... Read more ...
ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን፡ ሓደ ካብቶም ኤርተራና ዝኸሰረቶም ጀጋኑና ስለምንታይ ሎሚ ብዛዕባ ስዉእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ተመስገን ክዛረብ መሪጸ ንዝብል ሕቶ፡ ሎሚ ቕነ ደቡብ ኣፍሪቃዊ ተጋዳላይን መራሕን ኣቶ ነልሰን ማነደላ... Read more ...