እቲ ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ኤርትራዊ ሃገራውነት ክንዲ ፍረ ጣፍ ትኣክል ከም ዘይብሉ ብምድግጋም ተጻሒፉሉን ተዘሪቡሉን ኢዩ። ልዕሊ ኹሉ ግን፡ እቲ...
...ምብራቕ ጀርመን ምስ ፈረሰት ምዕራብ ጀርመን’ያ ሓዚላታ። ሰሜን ኮረያ እንተፈረሰት ከኣ ደቡብ ኮረያ ኣላታ’ሞ፡ ንኤርትራና ድማ ብድሕሪ ውድቀት...
ብዛዕባ’ዚ ምጉርፋጥ ዝምልከት ዝርዝራት፡ መጀመሪያ ኣዘዝቲ ክፍላተ ሰራዊትን ካብኡ ንላዕሊ ኣዘዝቲ ግንባራትን ዝርከብዎ ኣኼባ ብጀነራል ሰብሓት ኣብ ኣስመራ...
ብብልሽውና (ስርቂ) ተጠርጢሩ ኣብ ሻባይ መንደር ኣፍዓበት ንዝተወሰነ ግዜ ተሓይሩ እኳ እንተነበረ ባዕሉ ኣቶ ኢሳያስ ናብቲ ቦታ ብምኻድ ካብ ማሕዩር...
ታሪኽ ናይ'ቲ ዝሓለፈ ገድላዊ ቃልሲ ከም ቅርሲ ተዓቂቡ፡ እቲ ሓቀኛ ተጋዳላይን መሪሕነት ህዝባዊ ግንባርን ፈላሊኻ ብምርኣይ ክህነጽ ዝጽበየና ዘሎ ጎደና...
ሰብ ኣብ ዓዱ እዩ ዝነብር። “ዓድኻ ፍርሕን ትኽልክለልካ! ሞት ግን ነይ ትኽልክለልካ” ዝብሃል ሰብ ኣብ ዓዱ ከይፈርሔ ስለ ዝነብር እዩ። ዓደይ ዓደይ...