ትውልዲ “"ኣለና" 2ይ ክፋል፡ ካብ ዒላ ጻዕዳ ክሳብ ዒላ ዒሮ። እዘን ብ"ዒ" ዝጅምራ ክልተ ቃላት፡ ዒላ-ጻዕዳን ዒላ-ዒሮን መፈለምታ ናይ እቲ ጭካነ ዝመልኦን ዘሰካሕክሕ ግፍዒ ዝተፈጸመሉ ቦታን ስም ኣብያተ ማእሰርትን... Read more ...
ሲናይ ርሑቕ ምብራቕ ኤስያ ንህዝቢ ዝበደለ ይንዋሕ ይሕጸር ሃገርና ዓዲ ሕጊ ትኾነሉ እዋን ስለዘሎ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪቦም ዝግባእ መቕጽዓቶም ከምዝወስዱ ጥርጥር የብለይን። ገንዘብ... Read more ...
ንዛተ...! ምስ ፈታውን ጸላእን ንዛተ!! ንሕና እዞም ንህዝብናን ሃገርናን ዝኸውን ፍታሕን ድሕነትን ሓርቢቱና፡ ኣብ ጸገም እንርከብ ዘሎና ህዝብን ተቓለስትን ብዘተን ልዝብን ነቲ ሓባራዊ ፍታሕ... Read more ...
4ይ ክፋል “ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ። ምዕራፍ 8 ብዛዕባ መርገም (Scourge) ሃገራዊ ኣገልግሎት ይገልጽ። ኣብ ዝማዕበላን ኣብ መስርሕ ዘለዋን ሃገራት ዓለም፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብፍላይ ካብ... Read more ...
መስትያት ቤትና: „ ጊዜ ይሓልፈና‘ሎ………“ እታ ዕድል ንዓና‘ውን ተዋሂባትና ስለ ዝኾነት። ስለ‘ዚ ዕምሪ ወድ ሰብ ሓጻር‘ያ። ዝተዋህበና ጊዜ‘ውን ኣዝዩ ድሩት‘ዩ‘ሞ፣ ሃየ ብትዕቢት ተወጢርና ኣብ... Read more ...
ህቡባት ገጠምትን ደረፍትን ሃገርና ይሕመዩ’ዶ? ንህዝብኹም ኣብዚ ሞትን ስደትን መለለይኡ ኮይኑ ዘሎ እዋን ዘይጠቐምኩሞ ኣብ ካልእ እዋንት ክንጠቕሞ ኢና ኢልኩም ኣይትሕሰቡ ምባልያ። ኣብዛ ጸልማት ግዜ... Read more ...