መእረምታ። ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ ምዕራፍ 1ን 2ን፡ ገጽ 3 ናይ ደጃ. ባህታ ሓጎስ ዝተጠቕሰ። ኣብዚ ዝተጠቕሰ ካብ ስነ ቃልን፡ ኣፍኣዊ ታሪኽን ስለዝኾነ ክኸውን ይኽእል እዩ ብዝብል እምነት እዩ ተጻሒፉ። ብዛዕባ እዚኦም ድማ ነዚ ዝድግፍ ወይ ዝነጽግ... Read more ...
መስትያት ቤትና: ዘይርብርብ መንኮብ ሃማደኤ ጀርመን ሎሚ ርእሱ ኣድኒኑ ተዋሪዱ ዝነብር ዘሎ ጽባሕ ርእሱ ከቕንዕ‘ዩ። እቲ ሎሚ ምስ ሰብ ጊዜ ዘራይ ረኺቡ ዘውደኽድኽ ከኣ ጽባሕ ንውርደቱ ክኸውን‘ዩ። ደቂ... Read more ...
ንዛተ - ዘተ መፍትሒ ኩሉ ሽግራት'ዩ! ረጊእናን ሰኺንናን ፍልልያት ተጻዊርና ኣብቲ ዘራኽበና ጉዳይ ሓቢርና ንስራሕ ዝብል ይመስለኒ። ከምዚ ዓይነት ጻውዒት ብዙሕ ግዜ ስለዝሰማዕናዮ " ውሑድ ዘተ... Read more ...
3ይ ክፋል "ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ። ሰረት ቃልሲ ኤርትራ ብሓይሊ ምዝዛሙ ዘይተርፍ እካ እንተነበረስ ብዝከኣሎ ናይ ብዙሓት ወጻእተኛታትን ጸሓፍትን ታሪኸኛታትን ማሕበራት ደገፍ ኔሩዎ። ብድሕሪ... Read more ...
ዕላል መስትያት ቤትና ብዘካርያስ ክብርኣብ: ምስ ምሕረተኣብ እምባየ (ሃኒ) ዕላል መስትያት ቤትና ብዘካርያስ ክብርኣብ: ምስ ምሕረተኣብ እምባየ (ሃኒ) Read more ...
ሰራየ ፡ ሓማስየን፡ ኣኩሎጉዛይ ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ’ዶ ወይስ ሓደ ህዝቢ ሽሕ ልቢ ? ስለዚ፡ ብኣባይታ ዘየሎ መዝሙር እናዘመርካ፡ ውሽጥኻ ከይነጽሃካ ንስለ እናበልካ ዝግበር ቴማ ካብ ዘየድሊ ምቅርሕሓን ምምጻእ ሓሊፉ ዘምጽኦ ዝጭበጥ ዓወት... Read more ...