ርእይቶ መጽሓፍ ~ “መንገዲ ጊልያነት ብኤፍ.አ. ሃይክ ሃይክ ነዚኣ መጽሓፍ ብ1944 ክጽሕፍ እንከሎ “ናብ ኩሎም ኣብ ስልፍታት ዝርከቡ ማሕበርነታውያን ብዝብል ኢዩ ተበጊሱ። ብመሰረቱ ናይ “ሓባር... Read more ...
እታ ሕብእቲ ሰልፊ። ብዘይ ምግናን ግን ህዝባዊ ግምባር ብከም’ዚ ሕጂ ናይ መጽሓፍ ዛዕባ ክኸውን ዝድለ ዘሎ ናየ’ወዳድባ ስልቲ ንዓሰርተታት ዓመታት ከምዝተንቀሳቐሰ ናይ ታሪኽ... Read more ...
ሰማያዊን ቀይሕን ቢጫን ቀጠልያን ሰማያዊ ሕብሪ ከም ኣብነት ናይ ኤርትራ ኮይኑ ብዙሕ ተዘሪቡሉን ተደሪፉሉን እዩ፡፡ ኣብ 60ታት “ኣቲ ሰማያዊት ኣብ ጫካ ሓዲርኪ ከም ኣራዊት...”... Read more ...
ብዛዕባ ወሃብትን ወሰድትን ነዚ ኩሉ ኣብ ትሕቲ መሬት ዝግበር ዘሎ ኣደናቒን መሃዝነት ዝመልኦ ናይ ጉድጋድ ዓለም ዝረእዩ በጻሕቲ ኣብ ዓዓዶም ምስከዱ ነዚ ተኣምራት መሰል ፍጻሜ... Read more ...
ሃገራዊ በዓላትና ብመንጽር ኣካይዳና ኣብ መዛዘሚ ጽሑፍና ብዕውት መኣዝን ክንምርሽ ልዑል ሃገራዊ ስኒትን ርግኣትን እምበር ክዕቀብን ክሕይልን ኣለዎ። ንምሕያሉ ክኣ ነንሕድሕድና እሂን ምሂን... Read more ...