‘ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ' - ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ። ርእይቶ መጽሓፍ - እዚ ጽሑፍ ብፍልይ ዝበለ መልክዕ ማለት ነዘን መፈለምታ ምዕራፋት ብኣዝዩ ሓጺር ምትርጋምን ተወሳኺ ነጥብታት ብምቕራብን። Read more ...
ሕያዋይን ውፍዩን ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ-ቫካሮ) ብሞት ተፈልዩና፣ ግን ዕዳ ኣሰኪሙና'ዩ ሓሊፉ! እቲ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ኣብ መላእ ዓለም እናዞረ "ንሕበር ንሰማማዕ - ሓደ ድምጽን ቅልጽምን ኬይንና ንጸላኢና ንግጠም!" እናበለ፡ ኣብ ድኻሙን ሕማሙን... Read more ...
ንሓርነት ብሓድነት ኣብ ምድላይ ዘሕለፈ ሃገራዊ ሓሊፉ ኣቦ ጻውዒት ሓድነት ደቂ ሃገር ዝኾነ ወዲ ቫካሮ ኣስከሬኑ ኣብታ ዕትብቱ ዝተቐብረላ ሃገረ ኤርትራ እኳ እንተዘይዓረፈ፣ ካብ ምልኪ ሓራ ዝኾነት ኤርትራ... Read more ...
EGO - ኣንነት ኣነ ናይ በይነይ ኣይኮንኩን ኣነ መመላእታ ካሎኦት እየ። ኣነ ናይ ኣደይ ወላዲተይ ጥራሕ ውላድ ኣይኮንኩን፣ ኣነ ናይ ህዝቢ እየ። ኣነ መሪሕ ሓላፍነት... Read more ...
“ንጽበ” ንሰብዶ ንእግዚኣብሔር? “ንጽበ በሉ እንዳቦይ ኮኸበ” በለት ሓንቲ ሰበይቲ። ሰማዕቲ “መንዮም እዚኦም እንዳቦይ ኮኸበ? ኣበይ እዩ ዓዶም? ኣበይ ይቕመጡ? ስለምንታይከ ከምዚ ኢሎም?... Read more ...
ምድሃኽን፥ ኣውያትን ፥ንህዝቢ ኤርትራ ዝግብኦ ኣይኮነን እቲ ናጽነት ኮይኑ ኣብ ግሊያነት ስርዓታትን መግዛእታትን ተገላጊለ ኢሉ ዕድመ ንእስነቱ ተማሂሩ፥ ከስተማቕረሉን ቀሲኑ ዝሓድረላ ሃገር ክትኾነሉ፥ ብሰላም... Read more ...