ዝመረረ ተመክሮ ህይወት: መሰረት ጽኑዕ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ!! ውልቀመላኺ ኢሳያስ ዚሓለማን -ሓዳስ - ኢሉ ዝሰመያን እዛ እንርያ ዘለና ምርኣይ ምግጋይ ዝኾነት ኤርትራ ኢያ። ብተኻታታሊ ኲናታት ሓይሊ ሰባ ዝደኸመ፣... Read more ...
ኣውራጃዊ ፖሊቲካን በሰላታቱን: 8ይ - 11 ክፋል ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ።... Read more ...
ይአክለና እባ ሎምስ ተቃውመና አብ ተግባር ነርኢ! ናትና ሕምቀት ኢዩ እምበር ሎሚ ሰርዓት ህግደፍ ቦክቢኩ ኢዩ አብ ሶንኮፍ ኢዩ ዘሎ ንአብ ሶንኮፍ ዘሎ ነገር ድማ ቡዙሕ ሓይሊ አየድልዮን ኢዩ ብሓንቲ... Read more ...
ኣውራጃዊ ፖሊቲካን በሰላታቱን: 1ይ - 7ይ ክፋል ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ግንባር ከም ተጋዳልይ ክጽንበር ከለኹ እምበኣር፣ ኣውራጃዊ ይኹን ዝኾነ ካልእ ፍልልይ ዘይኮነስ፣ ማዕርነታውን ማሕበርነታውን ኣተሓሳስባ... Read more ...
ሞራል ህዝቢ ምጥፋእ (Demoralization) ዲሞራሊዛሽን ከም ንቡር ብናይ ደገ ሓይሊ እዩ ኣብ ሓንቲ ዕላማ ዝኾነት ሃገር ዝፍጸም። እቲ ዘገርም፣ እቲ ወትሩ ብዘይሕጋውያን ስርዓታት ብህዝቢ ዘይተመርጹ... Read more ...
ንዝተሳዕረ-ተሰበሎ ንዝተሳዕረ-ተሰበሎ፡፡ እወ ስዕረትሲ ምኽንያቱ ብዘየገደስ ውድቀት እንድዩ፡ ኣብ ዝቖመሉ ህዝባዊ ዓላማ ክሰዓር ዝደሊ ህ ዝቢ‘ውን ስለዘየለ ብፍላይ... Read more ...