ትውልዲ “ኣለና”፡ ኣሎ ከይትብሎ የልቦን: የልቦን ከይትብሎ ኣሎ። 1ይ ክፋል ዝተወልደ ክመውት ክሓልፍ ግድነት እካ እንተኾነ ክትቅበሎ ዘሸግረሉ ኩነት ኣሎ። ኣብ ምንቲ ምንታይ ሰብ ኣብ ዓለም ልሙድ ናብራ ነቢሩ: መዓልቱ ኣኺሉ ብቤተ... Read more ...
ንዛተ፡- ዘተ መፍትሒ ኩሉ ሽግራት እዩ'ሞ ጸገምና ብዘተ ንፍታሓዮ! ንሓድሕድና ተኸባቢርና ውሁድን ዕዉትን ስራሕ ክንሰርሕ፡ ብዘይካ ዘተን ልዝብን ምክያድ ካልእ ምርጫ የብልናን። ስለዚ ንዛተ። ተዛቲናን ተላዚብናን ጸገምናን... Read more ...
2ይ ክፋል “ኤርትራ ኣብ ቀራና መንገዲ” ብኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ 1941-1952 ዝነበረ መግዛእቲ እንግሊዝ ንኤርትራ ንምፍላይን ካብ ጥልያን ዝተወርሰ ሃብታ ብምውሳድን ምሻጥን፡ ምዕባለኣ ብምግታእን መንነታ ንምጥፋእን... Read more ...
ትዕዝብተይ ኣብ ሕብረተሰብ: ሕብረተሰብና ከመይ ኣሎ? ሕብረተሰብና ከመይ ኣሎ? ናይ ቀደም ባህሉን ልምድታቱን ዓቂቡ ኣብ ግቡእ ክብሩ’ዶ’ሎ? ወይስ ብጎነጽን ምትላልን ኣብ እመኖ ቅመሶ ዝተባህሎ ብህልን... Read more ...
መስትያት ቤትና(Zekarias Kebraeb): FTE (Dr. Russom Mesfun) 1) መስትያት ቤትና (ዘካርያስ ክብርአብ): ደምህት፣ መተካእታ‘ዶ መሓለውታ? 2) FTE (Dr. Russom Mesfun) 13:30 ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣባላት... Read more ...
መስትያት ቤትና: ወጻእተኛታት ኣብ ክውንነት፣ ኤርትራውያን ኣብ ምስሉይነት! ህግደፍ ነታ ብጽርየታ ዝምክሑላ ናይ ለውጢ ደሴት ሙኻና ዝህውቱቱላ ሳዋ፣ ብዓይኒ ወጻእተኛታት ኣዝያ ረሳሕ፣ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዝኾነ ሰብ ኣይኮነን... Read more ...