ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ መበል 14 ክፋል ኣነ ካብ ዝፈልጦ ጥራይ’ኳ፣ እቶም ‘ዝምቡላት’ ተባሂሎም ምስ ተነቕፉ፣ ኣእዛኖም ኣውዲቖም (ኣብ depression ኣትዮም) ‘ዝን’ ኢሎም ዝኸዱ ዝነበሩ... Read more ...
ንዝተሸመ ተኸተሎ። 4ይ ክፋል። ኣባል ሃገራዊ ድሕነት ምዃን መልእኽታ ብዘይተፈልጠት ሽጉጥ ዓጢቕካ ምስ ምስንዳው ንሓዋሩ ዘጣዕሳኻ ገለ ውሕሉላት መሰል ቃላት እንተሃበረ ንግዚኡስ ስምዒት... Read more ...
ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን: 12 - 13 ክፋል ዕላማን ሳዕቤንን ናይቲ ኣሰራርሓ ዕላማ፦ እዚ ኣሰራርሓ’ዚ ከም ፖሊሲ፣ ንህዝቢ’ቲ ዝተወሰነ ከባቢ ይኹን፣ ነቶም ናብ ስልጣን ዝሕረዩ ውልቀ-ሰባት ንምርባሕ... Read more ...
ንዝተሸመ ተኸተሎ 1ይ-3ይ ክፋል ተዛማድነት ጎዱፍን መቓብርን ንርእሱ ከዛርብ ይኸውን። ብዛዕባ ዕድመኡ፤ ኣመጻጽኣኡ፤ ባህላዊ ሰረቱ ኮነ መጻኢኡ ገዲፍና ብዛዕባ ትርጉምን ጠቕምን ‘መቓብር’... Read more ...
“ባዕልኻ እትገብሮ ጌጋ ዘወትር ከሳቕየካ ይነብር፡ ዋይ ኣነ ኢልካ ዘይትወጽኦ ጣዕሳ ድማ የኸትል” ሎምውን ንሕና መሊስና ኣብቲ ተረፍ መረፍ ዓዘቕቲ ውዲት ኣፈላላይ ክንሽከል፡ ሓተላ ድሕረት እናላሓፍና ብጽልኢ ሰኺርና ሓድ-ሕድና ክንናቖት ይግባእ’ዶ? ካብ... Read more ...
ማሕበራዊ ለውጢ ብሕዝባዊ ተሳትፎ ኢዩ ዝመጽእ ለውጢ ዝብለ ቃል ክንሰምዕ ኮለና ብቀጥታ አብ ኣእምሮና ዝመጽእ ወይ ዝቅረጽ ነገር ተሎ ጽቡቅ ነገር ጥራይ ኢዩ በንጻሩ ሕማቅ ውጽኢት ዘስዕብ ለውጢ ከምዘሎ... Read more ...