ሳልሳይ መልእኽቲ፡ ሕልናና ንመርምር ነቲ ዝተሰርቅናዮ ሃገራዊ ሰላማ ንምለስ ስውኣትና ነኽብር’ዶ ኣለና ንዝብል ሕቶ ኩላትና ከም ንፈልጦ መልሱ ዘሕፍር’ዩ። እወ፡ ዓቢ ምስ ንእሽቶ ወዱ ምስ ጓሉ በጽሑ ምስ ሽማግሊኡ ይሳቀ ኣሎ፡ ኣይ... Read more ...
ኵን ንባዕልኻ ኣነ ክኸውን ባዕለይ ኵን ንባዕልኻ ቀልጢፉ ኣይሰለብ ልብኻ ረሸሽ ኢሉ ኣይድከም ብርክኻ ድምጺ ኣቡናት‘ከ ሰሚዕካ‘ዶ ቐኒኻ ክጠርዑ ተጣሪዖም እንዳበሉ ኣበሎ... Read more ...
ጉቡእካ ጌርካ መሰልካ ምስ ትንፈግ እንትይ ኢኻ ትገብሮ? ካብዘን 30 ዓንቀጻት ፍርቀን ወይ ዓሰርት ወይ ሓሙሽተስ ይትረፍ ዋላ ሓንቲ ትሕለወልና የብልናን። ብሐጺሩ ከም ሰብ ከም ኤርትራዊ መጠን ኣብ ኤርትራ... Read more ...
ቃለ መሕትት ምስ ጠበቓ ናይ 3 ኤርትራዊያን ከሰስቲ ኣብ ልዕሊ ኩባኒያ ነብሰን ሎሚ ኣብ ካናዳዊ ቢት ፍርዲ፡ ኩባኒያ ነብሱን ኣብ ቢሻ ዘካይዶ መስርሕ ዕደና ዝተተሓሓዘ ፡ በቲ ኩባኒያ በደል ወሪዱና ብዝብሉ ሰለስተ ኤርትራዊያንጉዳይ ክሲ... Read more ...
ትካላት ኢንተርኔት፡ ንተጠቀምተን ክምዝግብኦም ይግደዳ ኣቀዲሙ ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ን ትካላት እንዳ ኢንተርኔት (internet cafe)፡ ዒላማ ይገብሩ ከምዘለውን፡ ሰባት'ውን ከምዝቀየዱን ዝገልጽ... Read more ...