ብ3/21/2010 ድማ መለስ ዜናዊ፣ "ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ተመዲቡ ዘሎ ምርጫ ንኽተበላሹ ውዲት ትኣልም ኣላ" ዝብል ዜና ተዘርጊሑ። ኣብዚ ጠውቑ።...

ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ንዝግበር ዘሎ ሓገዛት (ማለት ኣንጻር ናይ ሕ.መ. እገዳ ዝተኻየደ መኸተ) ከምዘመሰገነ ኤሪ ቲቪ ገሊጻ። ካብ ኩሉ “ደቡብ” ብፍላይ ናይዚኣ...

ዮውሃንስ ወንድማገኝ (ወንድምኣገኘ) ንነዊሕ ግዜ ሰራሕተኛ ፈነወ ረድዮ ትግርኛን ዝተኣምነ ኣባል ኢሰፓን ዝነበረ ኤርትራዊ እዩ። ድሕሪ 2001 ተለኣኣኺን...

 ብዕለት 1 መጋቢት 2010 ኣብ ቢቢሲ ዝወጸ ዜና ፕረሲደንት ቶጎ፣ ፋውረ ግናሲግበ ወዲ ናይ ቶጎ ዲክተተር ነበር ዠን-ፐየር ፋብረ፣ ኣብ ዝተገብረ...
Show more post

Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...