1) እታ ዕለት ! 2) ልሳን ዕቡሳት ብድምጾም (2001) ካብ ስቱድዮ ወጺኤ ነቲ ኣብ መስመር ተለፎን ዝነበረ ሰብ ከዘራርቦ ብኢዳ ኣመልከተትኒ።….“ዕብዳን ድዩ ጽላለ!’’…ኣስደመመኒ። ሰዓት እናኣኸለ ደኣ ናበይ... Read more ...
ክንደይ ዲክተተራት እዮም ብሰላም ካብ ቦታኦም ተፈልዮም??? እዚ ብተመልከተለይ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ጥራሕ ዘይኮነ ብሓሶትን ብስላያን ከካብ ገዝኡን ስርሑን ሳዋን ዝሽረብ ዘሎ ዜጋ ኣሎ። እቲ ኣብ ምስጢራዊ ኣብያተ... Read more ...
ካበ’ዲስ ኣበባ ክሳብ ጀነቫ ዝምጠጥ ዛዕባ! ምክኤላ ሮንግ “ንኣኺ’ለ’ይገበርኩዎን ኣንቲ ባርያ” ኣብ ዝብል መጽሓፋ፡ ኲባን ኤርትራን ኣነጻጺራ ከምዝበለቶ “ኩነታት ናይ ኤርትራ ብዓይነይ ክሳብ ዝርኢ፡... Read more ...
ትውልዲ “ኣለና” 7ይ ክፋል “ፍሉይ” ኤርትራዊ እንታውነት ከመይ ኢሉ ጀሚሩ (ብሓጺሩ) መግዛእቲ ጥልያን ብወግዕን ሕጋውን መጸዋዕታ ኣብ መፈለምታ 1890 እዩ ተጀሚሩ። እቲ መበገሲ ግን መርበብ ስወዝ ኣብ ምስሪ ወግዓዊ ምኽፋትን ምስኡ ክመጽእ... Read more ...
ህ’ባ በል መረብ! ኣባይ’ኳ ልቢ ዘቐየረት። እወ ናይ ኤርትራ ናጽነት እንታይ ዘይተጸበዮ ኩነታት ኣጋጢሙዎ’ዩ ከም’ቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ክመስል ዘይከኣለ ዝብል መንቀሊ ካብ ኣሕን ንናይ ትማሊ ውዕሎ... Read more ...
ታሪኽ ስለምንታይ ኣገዳሲ እዩ (Road to Serfdom from F. Hayek) መንገዲ ጊልያነት ኣብዚ “ንሕና”ን “ንሶም”ን ዝብል ኣተሓሳስባ ኣብቲ ታሕቲ ይበዝሕ። እቲ ጸላኢ ውሽጣዊ ክኸውን ይኽእል ማለት “ከዳዕ” “ኢ.ሃ.ፓ.” ወይ ድማ ናይ ወጻኢ... Read more ...