ብጾተይ፡ ትማልን ሎምን ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኽን! ካብ ምዉቕ ቤትን በብዓቕሞም ብልዑል ፍቕርን ሕንቃቐን ካብ ዘዕበዩኽን ወለድኽን ብክቱር ብሃገራዊ ስምዒት ተደሪኽክን፡ ኣብ ሸዊት ዕድመኽን ንሜዳ ክትሰለፋ... Read more ...
እምበይተይ ኢለን - ስብኣይ ስብኡት- እምበይተይ እለን ሹት በሃሊት ጥራይ ዘይኮናስ፡ባዕለን ድግድጊት ተዓጢቐን ኣብ ረምጺ ኵናት ዝካፈላ ሓየት ሰበይቲ ነበራ። ኣብ ኵናት ዓዜን፡ ሰብኡት ሃዘጋን፡... Read more ...
ትውልዲ “ኣለና” 5ይ ክፋል፤ ይቕረታ ምሕታት፤ ካብ መሪሕነታት ህ.ግ. ዘይተለምደ ኣምር። ኣብቲ እቲ ነገር ዝተኸስተተሉ እዋናት ናይ 70ታት፣ 80ታት፣ ወይ ውን 90ታት፣ ማለት ኣፍልጦ ኢንተርነትን ናይ ሓበረታ ምንጭታት ኣብ ዘይነበረሉ እዋን... Read more ...
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። መወዳእታ ክፋል! ላገቶ ናይ ብሎኮ ቤት ገርግሽ ክዝከር እንከሎ’ሲ፡ ኣጋ ምሸት ጸሓይ ምስ ዘሓለት ኣጻድፍ ዓርበሮቡዕን ጎበታት ደብረቢዘንን ዘሊሉ ዝመጽእ ዝሑል ናይ ባሕሪ... Read more ...
Eritrea: ድምጺ ደሊና ዜና 30 ጥሪ 2015 ፍሉይ መደብ፡ ምስክርነት ሄለን እስቲፋኖስ (Testimony by Helen Estifanos given to HRC-Eritrea) Read more ...
ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ አስመረት መድሃኔ ጥሪ 3 2015 (ፍሉይ መደብ ሓድሽ ዓመት) ነፍሲወከፍ ወለዶ ነናቱ ታሪኽ ኣለዎ። ኣያታትናን ኣቦታትናን ናይ ንእስነት ዕድመኦም ንሃገራዊ ናጽነት ወፍዮም፣ ናጻን ዘሐብን ታሪኽ ዘለዋን ሃገር... Read more ...