መስትያት ቤትና: ቃለ መሕትት መላኺ ኢሳያስን ሓደስቲ መብጽዓታቱን ኣብ 2015 ዕምሪ ወድ ሰብ ሓጻር‘ያ። ዝተዋህበና ጊዜ‘ውን ኣዝዩ ድሩት‘ዩ‘ሞ፣ ሃየ ብትዕቢት ተወጢርና ኣብ ዘለናዮ ኣይንድረቕ። ሎሚ ብስድሪ ዘይኮነ ብሱግሚ... Read more ...
ትውልዲ ኣለና፡ 4ይ ክፋል፡ “ዘመን ክላንደይን” (ዘመን “ክላ” ን “ደይ”ን) “ክላ” እዚኦም ከኣ! ክንድዚ ዓማውቲ ኣበይ ኔሮም? (እቶም “ክላ”ን “ደይ”ን ንባዕሎም ኣበይ ኔሮም ኣይሕተትን እዩ)። “ምሁራት ከኣ ይበሃሉ!”... Read more ...
ካብ ኮምብሽታቶ ንላገቶ። (2ይ ክፋል) ስለ’ዚ ብዛዕባ ናይ ቀደም ውዕሎይ እናስተንተንኩ ብዝጀመርኩዎ መንገደይ ቀጸልኩ’ሞ፡ ውሽጢ’ታ ቤተ ክርስትያን ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ብምእመናን ቅጽጽ ኢላ... Read more ...
ለውጢ ከይኰንካ ለውጢ ምድላይ ከይዘራእካ ምህርቲ ክትሓፍስ ምጽባይ`ዩ! ስለምንታይ ውልቀመላኺ ንሚልዮናት ኪረግጽ ይኽእል? ነዚ ሕቶ`ዚ ንምምላስ ጠንቂ ናይዚ ንሃገር ብጸልማት ኣጐልቢቡ ህዝቢ ዘጽንት ዘሎ ፋሺስታዊ ውልቀምልካዊ... Read more ...
ትውልዲ “ኣለና” 3 ክፋል፡ “ቃልሲ ንትንሳኤ ሃገር።”ብፕሮፈሰር ተስፋጽዮን መድሃኔ ነግራማት ናይ ፓልቶክ እንተድኣ ነቲ ጽሑፍን ቃልን ኣንቢቦምን ተረዲኦምን ተኻቲዖም እንተዝኾኑ፡ ኣገዳሲ ተቐባልነት ምረኸቡ ኔሮም። ግንከ ዘጥረይዎ ነገር... Read more ...
Eritrea: ድምጺ ደሊና፡ መደብ መንእሰያት ምስ አስመረት መድሃኔ 12-27-2014 * ጽሑፍ ብደላይ ፍትሒ ካብ ኣስመራ * ይመረና 'ሎ ! ብግርማይ ምሑር * ሓቂ ብፍሥሐየ መብራህቱ Read more ...