ርሑስ ዋዕላ ይግበረልና ብሸነኸይ ሃገራዊ ዘብሎ ምኽንያት፡ ካብ ኩሉ ሸነኻት ናይ ሃገርና ይሳተፍዎ ስለ ዘለዉ ድኣ እምበር ንኹሉ ስለ ዝውክል ኣይኮነን። ብዓቢኡ እቲ ተጠቃሚ... Read more ...
መፍቲሒ ሽግርና ሓገራዊ ዋዕላና። ድሓን ናጽነት ጥራይ ትምጻእ፣ እናተባህለ ናጽነት ምስ መጸት ካአ፣ ሱር ናቱ ሰዲዱ ስለ ዝጸንሔ እዛ ሎሚ ንሪኣ ዘሎና ሃገር ኣይትብላዕ ኣይትስተ ኮይና ተሪፋ... Read more ...
መንእሰይነት ምስ ፍትሒ እንታይ ኣራኸቦ? ስልጣን ክሕዝ እንከሎ፣ ወዲ 28 ዓመት (ብ1980 ኣቢሉ) ዝነበረ ናይ ላይበርያ ፕረሲደንት ሳሙኤል ዶ፣ ብጭካንኡን ደማውነቱ ዘሰካሕከሐ ፋሽስታዊ መራሒ ኢዩ... Read more ...
ዲክታተር መንግስቱን ዲክታተር ኢሳያስን ድሕሪ ናይ ክልተ ወርሕን ፈረቓን መስርሕ ክትዕ ምክያድ ናይ መዕጸዊ ሓተታኹም ኣቕርቡ ተባህሉ። ጠበቓታትና ብዘይ ፍርኂ፣ “ኣብ ልዕሊ እዞም ሰባት... Read more ...
ዲክታተር መንግስቱን ዲክታተር ኢሳያስን መንግስቱ ሃይለማርያም፣ ኣካይዳ ኣባ ጎብየ እንዳ ከደ፣ ሓደ ሐደ ንስልጣኑ የስግኡኒ ኢዮም ዝብሎም ናይ ደርግ ኣባላት፣ ንገሊኦም ናይ ሕሶት ገበን ... Read more ...
ዲክታተር መንግስቱን ዲክታተር ኢሳያስን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝቐነኹሉ ጊዜያት “ጀነራሎቹ” ዘርእስታ ብሻምበል ኢዮብ ኣባተ እንዳለ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ኣንበብኩ፡፡ ትሕዝቶኣ ዲክታተር መንግስቱ... Read more ...