ናይ ጋዜጠኛ ተድሮስ መንግስቱ ማህረምቲ ጉዳይ ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ተደሮስ መንግስቱ ዝተፈጸመ ገበን ኣዝዩ ኣተሓሳሲቡና ከምዘሎ ደጊምና ክንገልጽ ንደሊ። ኣብ ኤርትራ ንጋዜጠኛ... Read more ...
ምሕጽንታ ንኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ኔዘርላንድስ ስመይን ኣድራሻይን ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ሓውኹም፡ ንገለ ኣዋርሕ ዝቕጽል ኣካዳምያዊ ምርምር ንምክያድ፡ ኣብ ቲልቡርኽ ዩኒቨርስቲ (Tilburg... Read more ...
ኣየናዮም ኣምላኽ ይሕይል? * ኣየናዮም መጽሓፍ ይበልጽ? ኣየናዮም ተግባር'ከ? (እዚ ብ24.01.2010 ዝወጸ ጽሑፍ እዩ። ኣዝማሪኖ መበል 19 ድሕሪ ናጽነት ምኽንያት ብምግባር ጸጸኒሑ ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዝወጸ ጽሑፋት እንደገና... Read more ...
ኢሳያስ ብሰብ፣ ሕዝቢ ብመትከል ብጀካ ናቱ ቤተ ሰብ፤ እቲ ካልእ ሕዝቢ ጠምዩ፣ ደቁ ተወሲዶም፣ ስድራ ቤት ጠፊኡ፣ ሓዳር የለ ሕዳር ብጀካ ናቱ ቤተ ሰብ፤ እቲ ካልእ ሕዝቢ ጠምዩ፣ ደቁ... Read more ...
ሃገራዊ መዝሙርና ንቕይረሉ እዋን ሕጂ ኢዩ፡፡ ብግዝኣተ ኣህጉራዊ ሕጊ ምኻድን ብግዝኣተ ሕጊ ተቐይድካ ማዕርነትን ልዑላውነትን ሃገርካ ኣሚንካ ንመሰልን ፍትሕን ቀዳምነታት ዝህብ መዝሙር። ስላም ፍትሒ... Read more ...
ኤርትራን ኢትዮጵያን ካበይ ናበይ! ስለዚ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ዘይበሰለ ምዕራፋት ኣለዎ’ሞ ድሕሪ ሕጂ’ውን ክሳብ ዝጠልል ግቡእ ኣድህቦ ይግብኦ እብል። ከም’ዛ ዛዕባ’ዚኣ ከጋጥም... Read more ...