መልእክቲ EYC ኣብ ሲምፖዝዮም EYGM ኣብ መወዳእታ ክንብሎ ንደሊ ሃገር እንተሃልዩ ሰለማዊ ቃልሲ ንዲምክራሲ፣ ንፍትሕን ግዝኣተ ሕጊን ኣብ ሓጺር ግዜ ዝብጻሕ ዕላማ ዘይኮነስ ዓመታት ወይ... Read more ...
ኣቦ መምበር ወልደሱስ ዓማር ንሓደ ኣባል ፈጻሚ ኣካል ኣደስኪሉ ኣብዚ ኣኼባ እዚ እቲ ንፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ክትክእ ያኣዪ ዝሓልምን ብጽኑዕ ሕማም ስልጣን ዝዓወር ወልደሱስ ዓማር ንኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ... Read more ...
ብልጭታ ተስፋ እዚ ንእሽቶ ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ዋዕላ ኮይና፡ ነታ ኣብዚ ዋዕላ እዚ ዝተመዝገበት ደቃቕ ብልጭታ ተስፋ ንምድማቓ መሪጸ ኣለኹ። ዋላ እኳ... Read more ...
ቅሉዕ መልእክቲ ካብ ሓይሊ ዕማም ዋሽንግተን ዲሲ ናይ መንበሪ ፍቃድ ድሕሪ ምርካብኩም ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ምስ ኣካላት ስርዓት ህግደፍ ብምድንጋጽን ብምትሕብባርን ኣንጻር እቲ ዝመሓልኩምሉን ናይ መንበሪ... Read more ...
ደሃይ ሃገራዊ ዋዕላ፡ ‘እወ ንኽእል’ (YES WE CAN) ቀዳም ንግሆ ዋዕላ ቅድሚ ምጅማሩ፡ ተሳተፍቲ ዋዕላ ዕሙር ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ ብቃንቋ ዓረብን ትግርኛን እተፈላለዩ... Read more ...
ሃገራዊ ዋዕላ ብመንጽር ንጽበዮ ለውጢ ናይ ጸረ-ዋዕላ ሓይልታት ትምኒት፡ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ምስምማዕ ስኢኑ ብዘይ ውሳኔ ፋሕ ኢሉ ክብተን እዩ። ኣብ ሃገርና ዘሎ ዲክታቶርያዊ... Read more ...