ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ይኹን’ምበር ሎም’ኸ፡ ነዚ እተጠቕሰ ትምህርቲ ታሪኽ ዝረስዑ ክንደይ ይኾኑ፧ ነቶም አንጻር ባርነታዊ ጭቆና ደው ዝበሉ፡ ነቶም አንጻር ዘይደሞክራሲያውነት... Read more ...
ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ደቡባዊ ካሊፎርንያ ከም መቐጸልታ ነቲ ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ብዕለት 22 ግንቦትን 19 ሓምለን, 2010 ዝተኻየደ ኣኼባ ብዛዕባ ሃገራዊ ዋዕላ... Read more ...
ከደዓት እንክቃልዑ - ኣብ ብሄረ ሳሆ ግፍዒ ዝሰርሑ ቅድሚ ሕጂ ከደዓት ክእርነቡ ጸውዒት ምቅራብኹም ኩላትና ንዝክሮ ሓቂ’ዩ። ብዙሓት ለባማት ነቲ ጸውዒት ተቀቢሎም ልቢ ዘዕብዩ ዘለው ክኾኑ ከለው እቶም ገለ... Read more ...
„አገናዕ!! ራዛ ናይ አቡኡ ሐዛ!!“ እቲ ጉዳይ ሀገርና እምበኣር፣ ተበለጽትን ጠለምትን ከድዓትን፣ ክሳብ ለይተሎሚ ብስም ህዝቢ እናገዕሩን ጨደሩን ምሳና ተሓዊሶም እናመርሑን መጺኦምስ ዓዲ ምስ... Read more ...
ምድስካል ብዓዲ ምድስካል ብባሕሪ። 1. ዝደስከለ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰለዘየሎ ካብ ገጽ ህዝቢ ይኽወል። ምኽንያቱ ምስ ህዝቢ ዘራኽቦ ስራሕ የብሉን። ካብ ገጽ ህዝቢ ዝተኸወለ ከኣ ካብ ልቢ ህዝቢ... Read more ...
የውሃና…! ንሓደነት ህዝብን ሃገርን ዘመስከረን ዘረጋገጸን። እዚ ካብ ዕለት 31. ወርሒ 07 ክሳብ ዕለት 09. ወርሒ 08. 2010 ዓ.ም.፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ዝተገብረ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ካብቲ... Read more ...