25 ዓመት ድሕሪ ሃንቀውታዊ ‘ሐርነት’ ኤርትራ። ሎሚ ኣብ ኤርትራ ብመደብ ዝተሓንጸጸ ዳንኬራን ከምኡ’ውን ኣብ ውድዓዊ ኩነታት ዘይተመርኮሰ ናይ ዓወት ጭርሖታት እንድንጽባረቕካ ግዜኻ ካብ ምጥፍእ፡ ብትሕትና... Read more ...
“ናቕፋ፡ ጉድ ገይራትና…!” “ናቕፋ፡ ጉድ ገይራትና…!” ዝብል ዘረባ ኣብ ገለ ገለ ኣባላት ኣገልግሎት ዝውትርቲ ዘረባ ኮይና ከምዘላ ዝዛረቡ ደቂ ኣስመራ፡ሓደ ሰብ፡ዝተፈላለየ ስርሓውቲ... Read more ...
ዓውደ-ኣዋርሕ ብ’ኣቆጻጽራ ግእዝ’ዶ ወይኸኣ ብ’ኣቖጻጽራ ሓበሻ ወይ’ውን ብኣቖጻጽራ ድሜጥሮስ፧ ኣብ ዓለም ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት ነናይ ባዕሎም ኣቆጻጽራ ዘመን ኣለዎም እዩ።ኣብዚ ዝተወሰነ ዘመን ከኣ፡ሃገራት ነናይ ባዕለን ኣቆጻጽራ ዘመን ነይርወን... Read more ...
ዕረፍቲ ድምጻዊ ሙሉጌታ በየነ፡ካብ ፈጣሪ ተበየነ ኣብዚ ቕነ፡ሞት ህቡብ ድማጻዊ ሙሉጌታ በየነ፡ ኣዚዩ መዛረቢ ዛዕባን መሕዘንን ኮይኑ ቐኒዩ’ዩ።ንስድራቤቱን ንኣድነቅቲ ሙዚቃዊ ስርሓውቱ ጽንዓት ይሃብኩም... Read more ...
"\u12d3\u1218\u1275 \u1218\u133d\u12a0 \u120d\u1255\u1236!" እዞም ትማሊ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ብዘርኣናዮ ጀግንነትን ጽንዓትን እንሕበን ኤርትራውያን፡ ሎሚ ብሰንክ'ዚ ምልካዊ ስርዓት ወሪዱና ዘሎ ዘስካሕክሕ ጭኮናን... Read more ...
ዓስቢ ርብዒ-ዘመን፡መርዚ መግዛእቲ ተመን ኣዴታት ኤርትራ ከኣ፡ “ከም ሓራስ ኣድጊ” ንደቀን ብዘለወን ፍቕርን ናፍቖትን መዓንጠዐን ሕርር ኩምትር ኢሉ ከምዘሎ ጉሁድ’ዩ።እዚ ከኣ ደግሲ ከም ቑጤዐ... Read more ...