ሓጺሩኒ እንተበልኩስ ተደቢሩ ይስዕስዕ። ኣብዚ ሓጺር እዋን ኲነታት ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ሓደገኛ ደረጃ ምብጽሑ ንቡዙሓት ዘሰከፈ ጉዳይ ኮዩኑ ተረኺቡ ኣሎ። እንተኾነ እዚ ሓዲሽ ተርእዮ ዘይኮነስ፡... Read more ...
ሊቅነታዊ ንጽህና ዝውንን መትከላዊ መሪሕነት ቅድመ ኩነት ህላዌ ግዝኣተ-ሕጊ`ዩ!!! ኣብ መንጽር ግዝኣተ-ሕጊ፡ ግዝኣት ብሕጊ ከም ዘሎ ፈሊና ክንርዳእ ይግባእ። ግዝኣት ብሕጊ ማለት ግዝኣተ-ሰብ ኮይኑ፡ እቲ ዝገዝእ ሰብ ሕጋዊ መልክዕ... Read more ...
ጽልኣትን አፈጣጥርኡን እቲ ዝከፍኤ ዝብሃል ጓህን ሓዘንን ዕሸል ውላድካ ብሃንደብት አብ ዘይግዚኡ ብሞት ምስትስእን እዩ ይብሃል ሐቅነት አለዎ ኢለ ይአምን። ከምዚ ዘአመሰለ... Read more ...
ኤርትራ : መዓልቲ ናጽነት! ንመንግስቲ ዝቃወም እንተኾንኩ፣ ንሃገረይ ኣይግደሰላን ማለት ኣይኮነን። ሃገረይ ክብል ከሎኹ፣ ኣብቲ መሬት ዝነብር ህዝቢ ማለተይ እየ፣ መሬት ማለት ድማ እቲ... Read more ...
2ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ! እሞ ሎም’ስ ክወግሓልና ግዲ’ዩ? ናብ’ቲ ቀንዲ መበገሲ ናይ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ንምምላስ እምበኣርከስ፡ ኣብ ኤርትራ ንእዋን ዘርብሕ ሓዲሽ ሓሳብ እንታይ... Read more ...
ይዋእ ስደተኛ ኤርትራ። ሰብ ዘይተጸበዮ ናይ ዶናልድ ትራምፕ ዐወት፡ አብ ርእሲ ስደተኛታት ኣፍሪቃውያን ብሕልፊ ኤርትራውያን ኣሉታዊ ተጽዕኖ ከምዝህልዎ ኣብ ምጥያስ ስደተኛታት... Read more ...