“ግእዝ ትምህርቲ`ምበር ቋንቋ ኣይኮነን…” ኣብ ቛንቛ ግእዝ ልዑል ኣፍልጦን ክእለትን ዘለዎም ብዙሓት ረኺበ ሓቲተዮም እየ።ተመሳሳሊ ርእይቶን ርድ’ኢትን ኣለዎም።ቛንቛ ግእዝ ዝዛረቡን ዘስተህሩን... Read more ...
ብፁእ ዲበ ኩሉ ጳጳሽ ኣብነ መቃርዮስ መን እዮም፧ ብፁእ ዲበ ኩሉ ጳጳሽ ኣብነ መቃርዮስ መን እዮም፧ ንዝብል ገለ ንመንነቶምን ግለ ታሪኮም ዘዘንትው፡ጽሑፍ ብቐሺ ማርቆስ ዝተጽሓፈ፡ ገለ ዓመታት ዘቁጸረ ጽሑፍ... Read more ...
“ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከም ባሕታዊ ገዳም…!” ድማጻዊ ሙሉጌታ በየነ፡ከም ኣብዝሓ ስነ ጥበበኛታት፡ኣብ ን’ኡስ ዕድሚኡ እዩ ኣብ ባሕሪ ሙዚቃ ክሰጥም ጀሚሩ።ኣብ ከተማ ኣስመራ ሳልሳይ ክፍሊ መኣዲ ትምህርቲ... Read more ...
ኣብ መዳጎኒ ስደተኛታት ሆሎት-እስራኤል ብኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝተሰርሐት ቲያትራዊት ደኩመንታርይ ፊልም ዝሓለፈ ቀዳም ዕለት 13 ለካቲት 2016 ሰዓት ሸሞንተ ምሸት ነታ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማሕቡስ ሆሎት "ኣብ መንጎ ሓጹር" Between Fences"... Read more ...
ፀጋይ በራኺ ኣቦ ጊታር …! ስነ ጥበበኛ ፀጋይ በራኺ ኣብ ታሪክ ዘመናዊ ሙዚቃ ትግርኛ ናይ ባዕሉ ኣሰር ዝሓደገ ወይ ዘዕረፈ ህቡብ ስነ-ጥበባዊ ወከፍ ምዃኑ ብዙሓት ዝስማምዕሉ... Read more ...
ዘመን ግርምቢጥ፣ ኤርትራዊ ኣብ ምስሉይነት፣ ወጻእተኛ ኣብ ክውንነት ኣብ ኤርትራ ወዲ ሰብ ብዘይ ፍርዲ ንዓመታት ከምዝቕየድ ዓለም ብሙሉኣ እትፈልጦ ሓቂ ክነሱ፣ ነቶም ኣብ ፍርዲ ከይቀረቡ ዝሓቐቑ የሕዋቱ ኣብ ክንዲ ምሕታትን... Read more ...