ቃለ መሕትት ምስ ጠበቓ ናይ 3 ኤርትራዊያን ከሰስቲ ኣብ ልዕሊ ኩባኒያ ነብሰን ሎሚ ኣብ ካናዳዊ ቢት ፍርዲ፡ ኩባኒያ ነብሱን ኣብ ቢሻ ዘካይዶ መስርሕ ዕደና ዝተተሓሓዘ ፡ በቲ ኩባኒያ በደል ወሪዱና ብዝብሉ ሰለስተ ኤርትራዊያንጉዳይ ክሲ... Read more ...
ትካላት ኢንተርኔት፡ ንተጠቀምተን ክምዝግብኦም ይግደዳ ኣቀዲሙ ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ን ትካላት እንዳ ኢንተርኔት (internet cafe)፡ ዒላማ ይገብሩ ከምዘለውን፡ ሰባት'ውን ከምዝቀየዱን ዝገልጽ... Read more ...
ህዝቢ ኤርትራ ነፍስናን መሬትናን ምርኣይ ምግጋይ ኴንና፡ ሎሚ ዘይነደርናስ መዓስ? መሬት ኩሉ ኢያ! ህዝባ ምስ ዝሕልዋን ዝከናኸናን፡ ወሃቢት ኩሉ ዓይነታት ጸጋኣ ኢያ፤ ኣይትጠልምን`ያ! ኣደ ምድራዊ ህይወት`ያ፤ ናብ መሬት ክሳብ ንምለስ፡... Read more ...
ራኢ ባሕቲ መስከረም እንታይ ዲዩ ዝነበረ? ብዕትበት ኪጥመት ዝግብኦ እዋናዊ ሃገራዊ ብድሆ! ባሕቲ መስከረም፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ቍርን ጥምየትን ክረምቲ፡ ናብ ብርሃንን ራህዋን ቀውዒ ዝሰጋገረላ ወርሒ ብሩህ ተስፋ ኢያ። ካብ 40ታት ንደሓር ኸኣ ዓቢ... Read more ...
ኣብ ናይ ሳንድየጎ ዝተኻየደ ኣኼባን ክትዕን ዝቐረባ ሓሳባትን ብኣሕጽሮት 1. ማሕበረኮም/ኮምዩኒቲ ኤርትራ፡ መብዛሕተአን ትካላት ማሕበረኮም ኤርትራ ስድተኛታት ኣብ ክንዲ ጥዕንኦምን፡ ጉዳይ ኢሚግረሽንን፣ ትምህርትን፣... Read more ...
በ’ንስትን በ’ቕሽሽትን! ድምር ውጽኢት ናይ’ዚ ህሉው ኩነታት ምርኩስ ብምግባር እምበኣርከስ፡ ካብ ሻዕብያ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ህሉው ኩነታት ናይ ኤርትራ ሃዲሙ፡ ናብ ስደት ፋሕ... Read more ...