3ይ ክፋል ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ፋሺስታዊ ውልቀመላኺ ኢሳያስ፡ ብጻዕዳ ስኒ ጸሊም ልብን ዝተሰነየ ኣብ ላዕላዩ ናይ ደሞክራሲ መዓር ዝተለኸየ፡ ዕረ ዝመልአ ጐይቢ ናጽነት ሒዙ ብምእታው፡... Read more ...
ኣብ ወርቃዊ እዮበል የራኽበና! “ጎምበለ እንከሎ ንፍትሓውነት ንቐደም-በሉ ዘይጣበቕ ልቢ’ብሉን፡ ማዩ ስትይ ምሰ’በለ ከምኣ ኢሉ ዝቕጽል ግን ኣእምሮ’ብሉን” ዝብል፡ ምስ ናይ ዕድመ ጸጋ... Read more ...
2ይ ክፋል፡- ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ሰውራ ኤርትራ ኪዕወት ዝኸኣለ እምበኣር፡ ከምቲ ብየውሃት ኣመንቲ ዝበሃል - ሳላ ቅኑዕ መሪሕነት ዘይኮነ፡ ጭብጢ መርትዖታት ርትዓዊ ገምጋም ዘረጋግጾ፡ ሓፋሽ... Read more ...
ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡ ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ ህያው ምግባር ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!! ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ድሕሪ ናይ 25 ዓመታት መዘና ዘይብሉ ሃገራዊ ዕንወትን ጥፍኣትን፡ ናብቲ ሽግር ዘይኮነ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ህዝቢ፡ ብሓባር ናብ ፍታሕ... Read more ...
25 ዓመይ ኣብ ጓይላ'ዶ? ወይስ መበል 25 ዓመት ናብ ምህልላ!? 25 Amet ab goyla do? walas mebel 25 amet nab mhlela? 25 ዓመይ ኣብ ጓይላ'ዶ? ወይስ መበል 25 ዓመት ናብ ምህልላ!? Read more ...
ኤርትራ ኤርትራ፡ ኤርትራ ኤርትራ፡ ህግደፍ ከይተማሕወ ሱራ ኢዶም ከይተፈድዩ እኽብካብ ሓተላ ኣሕዋት ከይዘተዩ፡ ከይመኸሩ ኣብ ዋዕላ ሓቅን ርትዕን ፍትሕን ክሳብ... Read more ...