1ይ ክፋል: ካብ ሽሕ ኣምሓራ ሓደ ኣበራ! ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን’ሲ ብእመት ድዩ ብመጽዓን ዝዕቀን ኣብ ዝብል፡ ኲናትን: ኣነዶ ንስኻ ንመልኽን፡ ዝዓብለሎ መስርሕ ኣተኣላልያ... Read more ...
ሰነድ ቪድዮ “ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት” ስለምንታይ? “ኤርትራውያን ነበርቲ እገለ ካብኣቶም ዝድለ ግቡኣት ከማልኡ ቅሩብነቶም ገሊጾም” ዝብልን ዝመሳሰልን ጥራይ ዋሕዚ ዜናታት መንግስታውያን መራኸቢ-ብዙሃን... Read more ...
ሕሰም ህዝብና ንሓዋሩ ከብቕዕ ዝመርሓና ኣድማዒ ስትራተጂካዊ ውጥን ተራ ዓለምለኻውያን መራሕትና ነዚ ኣብ ስልጣን ዘሎ ጨቋኒ ስርዓት ምእላይን ናብ ዲምክራሲ ዘሰጋግር ባይታ ንምጥጣሕን ዝሕግዝ ኣድማዒ ስትራተጂካዊ ውጥን... Read more ...
ጉቡእካ ጌርካ መሰልካ ምስ ትንፈግ እንትይ ኢኻ ትገብሮ? ካብዘን 30 ዓንቀጻት ፍርቀን ወይ ዓሰርት ወይ ሓሙሽተስ ይትረፍ ዋላ ሓንቲ ትሕለወልና የብልናን። ብሐጺሩ ከም ሰብ ከም ኤርትራዊ መጠን ኣብ ኤርትራ... Read more ...
ዕላላተይ ምስ ስዉእ መልኣከ ተኽለ። ምስ ጅግና ስዉእ መልኣከ ተኽለ ዋላኳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ምፍላጥ ዕድላት ይንበረና እንበር ኣብ ሜዳ ኤርትራ: ኣብ ትሕቲ ጽላል ተጋድሎ ሓርነት (ጀብሃ)... Read more ...