መልሲ ን ናይ ዶክ. ኣስመሮም ለገሰ፡ ኣብ ቅድሚ ዓለም ንሓቂ ደፊኑ፡ ንስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ዝኸሓደ መደረ ኣንጻር ጸብጻብ ኮሚሽን ኦፍ አንኳየሪ (COI) ናይ ህግደፍ ሓሶታት ክሰምዕ ሕማም ርእሲ ስለ ዝፈጥረለይ፡ ነቲ ሕልናኻ ንውልቀመላኺ ኢሳያስ ሸጥካ ንርእስኻ ዘቃላዕካሉ ናይ ሰነ 21፡ 2016 ኣብ ጀነቫ... Read more ...
ኣብ ትሕቲ'ታ ሓንካስ ወንበር ጀነቫ ፍትሒ ፈሊሳ ህዝቢ ሎሚ ብሓሶት ተዘይመስኪርካለይ ብጥምየት ከጥፍኣካ እየ ክፖን ኣይክትረክብን ኢኻ ከም ከዳዕ ኢኻ ኪትሕሰብ ኢሉ ብኣስገዳድ ንመርማሪት ኮምሽን ንምቅዋም... Read more ...
ቃለ መጠይቕ ምስ ሲራክ ባህልቢ ብዛዕባ ጽባሕ ሰሉስ 21 ሰነ ኣብ ጀነቫ ዝካየድ ተቓውሞ ንጸብጻብ መርማሪት ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ቃለ መጠይቅ እዝራ ፍስሃየ (ቪኦኤ ትግርኛ) ምስ ሲራክ ባህልቢ አብ ጀነቫ Read more ...
ሓጺር መግለጺ ብዛዕባ ርኽበታት ኮምሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኮምሽን ምጽራይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዕለት 8 ሰነ 2016 ኣብ ኤርትራ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ብመንግስቲ ኤርትራ ይፍጸም ከም ዘሎ ን መራኸቢ... Read more ...
ምድሃኽን፥ ኣውያትን ፥ ሓዘንን ንህዝቢ ኤርትራ ዝግብኦ ኣይኮነን ነፍሲወከፍ ብራና ኤርትራ እንተዝግንጸል በብመድረኻቱ ሰኒድዎ ዝርከብ ፍጻሜታት ረዚንን ክቡርን’ዮ። ህዝቢ ኤርትራ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ዝሓለፎ ሽግርን መኸራን... Read more ...