ሃገራዊ ዋዕላ ሳልሳይ መዓልቱ (2) እዚኣ ኣምራጺት ሽማግለ፣ ብመሰረት ተሳተፍቲ ዝተሰማምዕሉ ኣገባብ፣ ነሓሰ 2 ድሕሪ ቀትሪ፣ ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦ፣ ካብ ሲቪል ምንቅስቓሳትን ፖለቲካዊ... Read more ...
ንጉባኤ ሀገራዊ ዋዕላ ኤርትራ አብ’ዛ እዋን እዚኣ፡ ሕዝቢ ኤርትራ ከም ሕሱም ዚሀርፋን ዚጸምኣን ዘሎ ነገር ሥምረትኩም ከም ዝኾነ፡ ሕፃን እኳ ይርድኦ። እኳ ድአ፡ ካብ’ቲ ብመንግሥቲ... Read more ...
ጸብጻብ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ሳልሳይ መዓልቱ ድሕሪ እዚ ክትዕን ዘተን ምልውዋጥ ሓሳብን፣ ሰክረታርያ ብፍጹም ነጻነት ተሳተፍትቲ ዋዕላ ባዕሎም ክመርጹ ስለዝተሰማምዑ፣ ነታ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ብዘቐረበቶ... Read more ...
መልእኽቲ ኤርትራዊ ዓለም-ለኻዊ ምትእስሳር (EGS) ንሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ዕድል እዚ ተጠቒምና ነቲ ብእኩብ ይኹን ብተናጸል ኣብ ሃገርና ተኸሲቱ ዘሎ ቅልውላው ርትዓዊ ዝኾነ ፍታሕ ከተውሕሱ ከይተሓለልኩም ብጽንዓትን... Read more ...
ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣብ ካልኣይ መዓልቱ 1 ነሓሰ 2010 ካብ ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ሱዳንን ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (EGS) ወ.ዘ.ተ. የቕርቡ ኣለዉ። ኣብዚ ቃል ናይ ምሃብ ስነ ስርዓት፣ ወዲ ሓደ... Read more ...
ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራሲያዊ ለዉጢ ብወግዒ ተኸፊቱ ኣብዚ ዝቐረበ መደረ፣ ሽማግለ ዋዕላ ኣብ ምስንዳእን ምግባእ ዋዕላ ስጋብ ሎሚ መዓልቲ ዝተሓለፈ ሕልኽልኻትን ብድሆን ዕማማት ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ክሰርሕ እኳ... Read more ...