ምጽውዋር ምስ ዝህሉ ርእይቶታት ይምዕብሉ ምስ ጉዕዞ ነቲ ክኽውን እንደልዮ ብውዱእ እንተዳኣ ተቐሪብ ናሉ፣ ዘይጸኒሕና ኣብ ክንዲ ብስምምዕ ንዝጽበየና ዘሎ ሃገራዊ ዕንወት ኣብ ምሕዋይ ንዋፈር... Read more ...
ኣካል ሕብረተ ሰብ ዓለም ስለ ዝዀና ከማኦም ክንመስል ኣለና ክቡራት ኤርትራውያን ንሕና ብመገዲ ቃልሲ እታ እንኮ ሃገራዊ ንጻንት ብዝተረፈ ኣብ ቃልሲ ተጎዲእና ጥራይ ኢና፣ እታ ናጽነት ካኣ ውጽኢት እኩብ ድምር ቃልሲ... Read more ...
ዘገርም ርእሲ ዓንቀጽ፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ! ኣብ ናይ መጋቢት 17/2009 ሕታም ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ`` ኣብ ኤርትራ ዘሎ ቁጠባዊ ዕብየት ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር፡ ኣብ ኩሉ ክፋላት ሕብረ-ተሰብ... Read more ...
ሃብታም ኢሳያስ ! ድኻ ኤርትራ ! ኣብ ህይወት ወዲሰብ እኳ ተሓታትነት ዘየለስ ኣብ ገንዘብን ንብረት ሃገርን ተሓታትነት ክህሉ ኢልካ ምጽባይ ኣይክኣልን። ብሓጺር ኣዘራርባ ሎሚ ኣብ ኤርትራ... Read more ...
እንተቐኒና ገለ ክንሰምዕ ኢና ሰሚዕኩምዶ ሃገርና ኤርትራ ኣብ መዋጥር ኣትያ ህዝብና ዝበልዖ ጠፊኡዎ ጥራይ ዘይኮነ፣ ሽግሩ ንዝነግሮ’ውን ጠፊኡዎ ከምዘሎ፣ ትማሊ፣ ህግደፍ ጠሚና ንዝበላ... Read more ...
ካብ ብዝተገብረ ምዂራይ ዝገበርካዮ ጌጋ ምዕራይ። ዘይግቡእ ጌርና ኢና፣ መሰልና በብሓደ እናተመንጠለን፣ ጀጋኑና በብሓደ እና ተመልዓሱን እንድሕሪ ዘይተጣበቕና ሕጂ ዓለም ከም ድላዩ እንተ በለና እንብሎ... Read more ...