ለከስ "ካምቼ ኔረ " ብስም YPFDJ - መንእሰያት ህግደፍ - ዝስራሕ ዘሎ እከያት ብዝምልከት ኣብ ናይ በዓል ኣቶ ኢሳያስ ስርዓት ናይ ዝኾነ ይኹን ነጻ ሕብረት ምቛም ክልኩል እዩ። እምበኣር እቲ ብስም " YPFDJ” ኣማኻኒካ ዝቐውም ዘሎ ማሕበር... Read more ...
ሌተና ኮሎነል ጸጉ መን እዩ? ናይ ህ.ግ.ሓ.ኤ./ህ.ግ.ደ.ፍ. ሓለፍቲ ነበር ብዛዕባ ዝሓለፈ ታሪኽን ገበንን ኣይትንትኑን ይቕረታ ንምሕታት እውን ኣይብገሱን እዮም። ካብ ዲክታቶርነት... Read more ...
ብምክብባር ነገር ይፍታሕ ብምትህልላኽ ነገር ይፍንጣሕ ካብ ሎሚ ኩሉ ክእለትን ዓቕምን ናይ ኩሎም እቶም ንሓርነታት ህዝብን፣ ንሰባኣዊ መሰልን፣ ንድሕነት ሃገርን ኣብ ምቅላስ ዝኣምኑ ኤርትራውያን ተጠርኒፉ... Read more ...
ክቡራት ሰማእታትና፡ ህዝብታቶምን ሃገሮምን፡ ዝሓልፎ ዘሎ ሂወት ተመሊሶም እንተ ዝርእይዎስ፡ እንታይኮን ምበሉ??? ብካሕሳይ ይሕደጎ፡ጀርመን 27/05/09።ክቡራንን ክቡራትን ህዝብታት ኤርትራ ኩልና ከም እንፈልጦን እንርድኦን እታ ዝኸበረት ንብረት ወዲሰብ ቅድሚ ኹሉን... Read more ...
ናብ ዝኸበርኩም ኣቕሽሽትን: ፓስቶራትን: ድያቆናትን: አገልገልትን ምእመናንን አብ ወጻኢ ትርከቡ ቤተ-ክርስትያናት ካብ ዝዕጸዋ ድሮ ሸውዓተ ዓመት ኮይኑ። ብኻልእ አዘራርባ አብ ሃገርና ቤተ-ክርስትያን ዘይፈልጥ ወለዶ ይፍጠር አሎ። ጳጳስ ናይ ተዋህዶ... Read more ...
ኣብ ዘይ ሰምዓካ ደብሪ ከድካ ኣይትማህለል ዝብል፡ ተረት ምስ ናይ እዋኑ ሽግር ህዝብታትና ዝቃዶ፡ ወዮድኣ ሕማም ሕርሲ ተረስዓይ ኮይኑ እምበር ውልቀ መላኺ ኢሰያስ፡ ሃገርና ኣብ ኢዱ ካብ እትወድቕ ጀሚሩ ዋላ ንኸምስል ብጀካ ምስትንዓቕን ምንሻውን ክሲ... Read more ...